ቤት ፅሕፈትን ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ኣድያቦ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምዳር ንብረትን መሰርሒ ፅሕፈት: ኤሌክትሮኒክስ: መቀያየሪ ኣቅሑት መኪና: ኬሚካላት ቤተ ፈተነ: ኣቅሑት ፅሬትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ አድያቦ

1 ናይ 2009 ዓም ግብሪ ዝከፈለ

2 ናይ 2010 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሰ

3 ንቁፅሪ 1 2 3 4 5 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን ናይ ወርሒ የካቲት 2010 ዓም ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳብ ዘወራረደሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ከቅርብ ዝክእልን ከምእዉን ናይ መቅረባይ ምስክር ወረቀት መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5 ናይ ተቅርብዎ ንብረት ንግዲ ፈቃድ ሐደ ዋናን ሐደ ቅዳሕን በቢ በይኖም ተዓሺጎም ክቀርቡ አለዎም

6 ኣብ መንግስታዊ ጨረታ ዝተኣገደ ዝኮነ ይኩን ትካል ኣብዚ ጨረታ ክሳተፍ ኣይፍቀድን

7 ከይዲ ጨረታ ብዘይአግባብ ንመዝባዕ ምፍታን ብሕጊ ዘሕትትን ጨረታ ከይሳተፉ ክሳብ ምእጋድ ዘስዕብ ስጎምቲ ምካኑ ክፈልጡ ይግባእ

8 ነብሰወከፍ ሰነድ ጨረታ ዘይመለስ 60 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈትን ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ኣዲያቦ ቁፅሪ 20 ክትወስዱ ትክእሉ

9 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ 46 መዓልቲ ይከዉን

10 ሰነድ እንትምልኣ ብቲ ዝቀረበ መዓቀኒ ክምላእ አለዎ ናይ ባዕልካ መዓቀኒ ምእታዉ ኣይፍቀድን

11 ግልፂ ምስ ኣይኮነን አሉ ምስ ዝኣምን ድማ ብኣካል ቀሪቡ ክሐትት ይግብእ

12 መከበሪ ጨረታ ንቁፅሪ 1 2 3 4 5 ን 4000 ቅርሺ ንቁፅሪ 6ን 7ን 2000 ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይድማ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል ተጫረቲ መከበሪ ጨረታ ዝልቀቀሉ ሰዓራይ ዉዕሊ ምስ ኣሰረ ይከዉን

13 ሰዓራይ ዉዕሊ ክኣስረ ከአሎ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ ዉዕል መከበሪ ከትሕዝ ዝክእል

14 እቲ ሰነድ እንትምልእ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ ኣይግባእን እንተሃልዎ ፊርማ ክዓርፎ አለዎ

15 እተ ቤት ፅሕፈት ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ኮን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

16 እቲ ቤት ፅሕፈት ጨረታ ምስተከፈት ከም ኣድላይነቱ ነቲ ዝግዛእ ኣቅሓ 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ ክንኪ ይክእል እዩ

17 ካብ 1 ሚያዝያ 2010 ዓም ክሳብ 15 ሚያዝያ 2010 ዓም ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን ቁፅሪ 20 ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 60 ቅርሺ እናከፈልኩም ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ትክእሉ

18 እቲ ጨረታ 16 ሚያዝያ 2010 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 5:00 ይክፈት

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344320094  

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo