ኤጀንሲ ሐለዋ ስነ ከባቢ ምምሕዳርን አጠቓቅማን ገፀር መሬት ክልል ንዩ .ኤል .ጂ .ዲ .ፒ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ይደሊ

ኤጀንሲ ሓለዋ ስነ-ከባቢ ምምሕዳርን ኣጠቓቅማን መሬት ትግራይ

1 ናይ 2010 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱ ናይ ቫት ሰርቲፌከትን ናይ ወርሒ የካቲት /መጋቢት ወርሒ 2010 ዓም ቫት ዲክለሬሽን ዝተከፈሉ ከቅርብ ዝክእሉ

2 ካብ ቢሮ ትልምን ፋይናስን ይኹን ካብ ፌደራል ዝተዉሃቦም ናይ ታክስ መፍለይ ቁፅሪ (Tin No) ዝተሐደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርፊኬት ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 50 ብር ብምክፋል ኣብ 2ይ ደብሪ ዝርከብ ዕ/ፋ/ንብ/ምም/ርን ምዉሳድ ይክእሉ

4 ተወዳደርቲ ዘቅረብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ /ሰነድ ጨረታ/ ብሰምዒ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ኣብ ኣብ 2ይ ደብሪ ዝርከብ ዕ/ፋ/ንብ/ምም/ርንጨረታ ሳንዱቅ ኣታዊ ይገብሩ

5 ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 8/8/2010 ዓ/ም ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 23/8/2010 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 9:30 ይኽፈት

6 ጨረታ መክበሪ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ቼክ ብባንኪ ብዘተረጋገፀ ስፒኦ CPO/ ወይም ብጥረ ገንዘብ ወይም ብባንኪ ብዝተጋገፀ ሌተርኦፍ ክረዲት ከትሕዝ ዝክእሉ

7 ጨረታ መክበሪ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ዉሕስና ባንኪ ስፒኦ ወይም ብጥረ ገንዘበ ብር 3000 ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ዉሕስና ባንኪ ብጥረ ገንዝብ ወይም ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሌተርኦፍ ክሬዴት ከትሕዝ ዝክእሉ

8 ጨረታ ካብዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ንተካተታሊ30 ማዓልቲ ዋጋ ፀኒዑ ይፀንሕ

9 ጨረታ ንክዕፆ ትሐቲ 5 መዓልቲ እንተቐርዩ ንዝቀርብ ሕቶ መብርሂ ተቐባልነት የብሉን

10 ተጫረቲ ምስዚ ዝተተሓሐዘ ናይ ጨረታ መምርሒን ምልከታ ጨረታ ናይ ምክባር ግዴታ አለዎም

12 ቤት ዕዩና ካልእ መማረፂ እነተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ

13 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፀሪ 0344 41 71 04 ምድዋል ይከኣል እዩ

ኣድራሻና ካብ ክልል ትግራይ ፖሊስ ኮምሽን ትሕት ኢልካ እንዳ ገ/ሃወርያ ተኣምር ናይ ሆራይዝ ጎማ ብሕታዊ መከፋፈሊ ዝርከብ ህንፃ 2ይ ደብሪ ንርከብ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo