ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳር ኣባይቲ ክልል ትግራይ ኣብ ኤጀንሲ ልምዓት ምምሕዳርን ከተማ ኣክሱም ዝርከብ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኮንስትራክሽን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሽይጥ ይደሊ

ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ

1 ኣብቲ ጨረታ ብዉልቀ ይኩን ብትካል ምስታፍ ይከኣል እዩ

2 ተጫረቲ እቲ ንብረት ኣክሱም ኣብ ዝርከብ ናይ አጀንሲ መክዝን ብኣካል ብምቅራብ ምርኣይ ይክእሉ

3 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ኣብ ኣክሱም ካብ ዝርከብ ቤት ዕዩ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ቢሮ ዘይመለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ዕለት 8/8/ 2010 ዓም ክሳብ 23/8/2010 ዓም ምዉሳድ ይክእሉ

4 እቲ ጨረታ 23/8/2010 ዓም ሰዓት 4:00 ቅደሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ቅደሚ ቀትሪ ይክፈት

5 ተጫረቲ መከበሪ ጨረታ 15000 ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ብስፒኦ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ዉሕስና ባንኪ ከቅረቡ አለዎም

6 እቲ ኤጀንሲ ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

7 ንተወሳኪ 0347753745/0347753937/0914259954

አድራሻ ኣብ ከተማ ኣክሱም ጣቢያ ክንደያ ኣብ ጥቃ ባንኪ ዳሽን ወይድማ ኣብነት ሆቴል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo