1 ናይ 2010 በጀት ዓም በቲ ዘርፊ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ :ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር : ናይ ከፋላይ ግብሪ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምብር : ቫት ዝተመዝገብኩምሉ ወረቀት ምስክር ናይ ወርሒ ለካቲት 2010 ሒሳብ ዘወራረድኩምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ
2 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ፊት ንፊት ባንኪ ንግዲ ኢትዩጰያ ጨንፈር መቐለ ህንፃ ሞሞና 8 ናይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 803 ብምምፃእ ካብ 9/8/2010 ጀሚሩ ክሳብ 25/8/2010 ዓም ሰዓት 3:00 ንጉሆ ዘይምለስ ንሕድሕድ ጨረታ 50 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ትክእሉ
3 ንሕድሕ ጨረታ መክበሪ ሕትመት ብር 3000 ቅርሺ :ፈርኒቸር ታቤላን ተዛመድትን 3000 : ኪራይ መኪና 3000 ቅርሺ : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 3000 ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ብስፒኦ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ብጥረ ገንዘብ ክተትሕዙ አለኩም
4 እቲ ጨረታ 25/8/2010 ዓም ሰዓት 3:00 ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ንጉሆ ኣብ ህንፃ ሞሞና 8 ናይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 803 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
5 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
6 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0342417669 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል