ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ንናይ ወረዳ ቆላ ተምቤን ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ሞዴል መኪና XZJ-78L ታርጋ ቁፅሪ 2-00204ናይ መኪና ስፔር ንምዕዳግ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ቆ/ተምቤን

1 አብቲ ግልፂ ጨረታ ዝተጠቐሰ ሞዴል/ Specification/ ምስራዝ አይካአልን

2 ናይዚ ዓመት 2010 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰን ግበሪ ሙሉእ ዝከፈለን

3 ንሐደ ደኩመንተ ዘይምለሰ ብር 100 /ሐደ ምኢቲ/ ከፊሉ እቲ ጨረታሰነድ ካብ ቤ/ ፅሕፈትና ኤጀንሲ ልምዓት እቶት ወረዳ ቆላ ተምቤን ክፍሊት ብምክፋል ክወዳደር ዝደሊ

4 ተገዚኡ ዝመፀእ ናይ መኪና መለዋወጢ ኦርጅናል ምካኑ ሐላፍነቱ ወሲዱ ዘቅርብ

5 ተጫረትቲ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ መኽበሪ ጨረታ ዝኽዉን ብር 5000/ ሓሙሽተ ሽሕ ብር/ ብ CPO ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል ::

6 እዚ ግለፂ ጨረታ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብዘለዎ ይኽፈት በቲ ዝተባሃለ እዋንን ቦታን እንድሕር ዘይተረኺቡ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብዘይለዉሉ ዝኽፈት ምኻኑ::

7 እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ የኩን ፖስታ ናይ በዓል ዋና ሕጋዊ ማሕተመን ፊርማን ክህልዎ አለዎ

8 እዚ ጨረታ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ኦርጅናል ኮፒን ነንበይኑ አተሓሒዙ ናብ ዝተዳለወ ሳፁን ክኣትዉ አለዎ

9 ቫት ዝተመዝገበን TIN Number ምዝገባ ዘለዎ መቅረባየነት መረዳእታ ዘለዎን እዋናዊ ዲክለረሽን ከቅርበ ዝክእል

10 እዚ ሰነድ ዝሽወጠሉ እዋን ካብ ዕለት 4/08/2010 ዓ/ም ክሳብ 22/8/2010 ዓ/ም ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ቆላ ተምቤን

11 እዚ ጨረታ ዝክፈተሉ ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ዕለት 22/8/2010 ዓ/ም ኮይኑ በዚ ዕለት ድማ እቲ ጨረታ ዝዕሸገሉ ሰዓት 8:30 እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ሰዓት 9:00 ይከዉን

12 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ስ.ቁ 0344460583/0344460052 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo