ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኮምፒተርን ተዛመድትን ኣቅሑትን : ሕትመት : ፅሬት ኣቅሑት : ተገጣጠምቲ ኣቅሑት : ናይ ፅገና ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእን ከስርሕን ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳ/ፃ/እምባ
  • 1ናይ ዝወዳደረሉ ንግዲ ዘርፊ 2010 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን : መቅረባይነትን መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ምስክር ወረቀትን : ናይ ቫት ሰርተፊኬት መረዳእታ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል::
  • 2አብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን ናይ ወርሒ ለካቲት 2010 ዓ/ም ዲክለር ዝገብርሉ መረዳእታ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል::
  • 3ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 50 እናከፈልኩም ካብ 8/8/2010 ዓ/ም እስካብ ዕለት 22/08/ 2010 ዓ/ም ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳ/ፃ እምባ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፋይናንስን ምምርን ንብረት ምውሳድ ዝክእል
  • 4መክበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዝብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል
  • 5እቲ ጨረታ 23/08/2010 ዓ/ም ሰዓት 5:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 5:30 ቅድሚ ቀትሪ አብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳ/ፃ እምባ ይክፈት
  • 6ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ
  • 7ንትወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344470556 / 0344470506 / 0344470279 ደዊልካ ምሕታት ይካአል::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo