ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ኣብ 2010 ዓም ንቤተ ንባብ ዝዉዕል ዝተፈላለዮ መፃሕፍቲ(ሪፈረንስ ቡክስ) አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኒኮላስ ሮቢንስን ቤት ትምህርቲ

ስለዚ ብናይ ባዕሎም ጨርቂ ሰፈዩም ከቅርቡ ካብ ዝክእሉ ነጋዶ ብጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግ ከስፊ ይደሊ

1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ እዚ ዘመን ዘለዎም

2 ዝተሐደሰ ወረቀት መቅረባይነት ዘቅርብ

3 ቲን ቁፅሪ ዘለዎ

4 ቲኦቲ /TOT/ ወይ ቫት /VAT/ ምዝገባ ቫት ኮይኑ ሕጋዊ ደረሰኝ ዘቅርብ

5 ንመክበሪ ጨረታ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2% ስፒኦ ክትሕዝ ዝክእል ኣብቲ ጨረታ ይሳተፍ 6 ሰነድ ጨረታ ብር 30 ብምክፋል ካብ ቤት ት/ትና ተሓዚት ገንዝብ ምዕዳግ ይከአል

6 ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ካብ 05/8/2010 ዓም ክሳብ 16/8/2010 ዓም ሰዓት 8:00

7 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 16/8/2010 ዓም ሰዓት 9:00 ተዓሺጉ በቲ ዕለት 9:10 ይክፈት እቲ ትካል እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ 0342400138

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo