ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይነን ኮንስትራክሽንን ኣብ 2010 ዓም በጀት ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስለሴ ቀበሌ 1 ሸድ እንዳ ሓፂንንን ዕንፀይትን መስርሒ ሐደ ብሎክ ንምስራሕ ብድረጃ 8 ብርኪ ፍቃድ ኣናእሽተይ ንግዲ ትካላት ንኮንስትራክሽን ማሕበራት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ከተማ ሽረ እንዳስላሰ

1 ናይ 2010 ዓም ዝተሓደሰ ብቤት ፅሕፈት ልምዕት ደቀቅትን ኣናእሽተይን ንግዲ ትካላት ዝተዉሃቦ ብርኪ ትካል ወረቀት ምስክርን ፍቃድ ስራሕ ንግዲ

2 ናይ ኮንስትራክሽን ተኮናታራይነት ምዝግባ ወረቀት ምስክር ዘለዎ

3 ግብሪ ከፋላይ ምዝግባ ወረቀት ምስክር

4 ምዝግባ ወረቀት ምስክር ተወሳኬ እሴት ታክስ ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳታ ዘቅርብ

5 ንመከበሪ ጨረታ 12000 ቅርሺ ካብዞም ዝስዕቡ ብሓዲኡ መልክዕ ዘቅርብ ኮይኑ ብናይ ቤራዊ ባንኪ ኢትዩጰያ ካብ ዝተፈቀደሎም ባንክታት ወይ ፋይናንሳዊ ትካላት ዝዉሃብ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንክታት ወይ ፋይናንሳዊ ትካላት ዘረጋገፅዎ ቼክ ሌተር ኦፍ ክሬዲት ከቅርቡ አለዎም

6 ተጫረቲ ናይቲ ዝጫረትሉ ህንፃ ፕሮጀክት ሳይት ካብ ዝተረከብሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ተከታተልቲ 150 መዓልቲታት ሙሉእ ብሙሉእ ዛዚሞም ከረክቡ አለዎም

6 ተጫረቲ ብቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይነን ኮንስትራክሽንን ዝተዳለወ ሰነድ ጨረተታ 100 ቅርሺ ብመክፋል ካብ 19 መጋቢት 2010 ዓም ጀሚሩ ካብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይነን ኮንስትራክሽንን ክፍሊ ቁፅሪ 2 ምዉሳድ ይክእሉ እዮም

7 ተጫረቲ ዝመልእዎ ሰነድ ጨረታ ሓደ ዋና ምስ ክልተ ቅዳሕ ናይ ጨረታ መክበሪ ሰነድ ኣብ ዝተፈላለየ ፖስታታት ምስዓሸጉ ኩሎም ፖስታታት ኣብ ካልእ ዓብዩ ፖስታ መሊሶም ብምዕሻግ ናይቲ ዝጫረትሉ ፕሮጀክት ሽም ኣብ ልዕሊ እቲ ዓብዩ ፖስታ ብዝርአ ቀለም ብምፅሓፍ ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ኣብ ክፍሊ ቁፅሪ 2 ናብ ዝርከብ ሳንዱቅ ክሳብ 9 ሚያዝያ 2010 ዓም ሰዓት 3፡ 00 ቅድሚ ቀትሪ ብኣካል ብምምፃእ ከእትዉ ኣለዎም

8 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ብዉነ ተረደዲኦም ዋገጋ ብምምላእ ኣብ ነፍስፈከፍ ገፅ ፈሪሞምን ማሕተም ምብዕራፍ እቲ ሰነደ ከምቲ ክሽየጥ ከሎ ዝነበረ ከይጋደሉ ከቅርቡ ኣለዎም

9 እቲ ጨረታ ኩሎም ተጫረቲ ወይዉን ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ 9 ሚያዝያ 2010 ዓም ሰዓት 3፡00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 3፡30 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ቤት ፅሕፈትኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይነን ኮንስትራክሽንን ክፍሊ ቁፅሪ 2 ይክፈት

10 እቲ ቤት ዕዩ ከይዲ ስራሕ ዝሓሸ ኣመራፂእንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታብቁፅሪ ስልኪ 0344442239/0344442280 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo