ደደቢትትካልልቃሕንዕቀርን /ደደቢትትፈልም/ ናይዝተፈላለዩናይኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ኣጫሪቱክዕድግስለዝደናክትጫረቱእትደሊዩእዚዝስዕብረቁሓተማልኡክትወዳደሩትክእሉምካንኩምንገልፅ::

ደደቢት ትካል ልቓሕነ ምዕቓሪን/ደደቢት ትፍልም/

ንካልአይግዜጨረታምልክታ

 ደደቢትትካልልቃሕንዕቀርን  /ደደቢትትፈልም/  ናይዝተፈላለዩናይኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ኣጫሪቱክዕድግስለዝደናክትጫረቱእትደሊዩእዚዝስዕብረቁሓተማልኡክትወዳደሩትክእሉምካንኩምንገልፅ::

  1. ሕጋዊንግዲፍቃድዘለኩምናይ  2007 ዓ/ም ግብሪዝከፈልኩምምካንኩምብተወሳኪቫት ዝተመዝገብኩምምካንኩምዝገልፅመረዳታክተቅርቡይግባእ::
  2. ተጫረቲካብዝቐረብዎጠቕላላዋጋ2%ናይጨረታመወሰኒመክበሪቢድቦንድሕጋዉነቱዝተገፀ  CPO ጥራሕከትሕዝዝክእል::
  3. ናይጨረታመክበሪካብቲዝወዳደሮጠቕላላዋጋ2%ዝነአሰዘትሐዘተጫራታይካብጨረታ ዝስረዝ ምካኑ::
  4. ጨረታዝሰዓረናብዋናቢሮደደቢትትካልልቃሕንዕቀርንመፂኡከረክብዝክእል::
  5. ናይጨረታዶክመንትብፖስታ/ሽምዒ/ዝተዓሸገናይቢሮጨረታሳንዱቅአታዊዝግብርሉእዚምልክታካብዝወፀሉዕለት1/ 8 /2007 ዓ /ም ጀሚሩክሳብዕለት13/ 8 /2007 ዓ /ም  ክሳብድሕሪሰዓት3:00 ዘሎጊዜይክዉን::
  6. ጨረታዝክፈተሉዕለት13/ 8 /2007 ንጉሆሰዓት3:30ቦታአብደደቢትትፈልም ዋናቢሮ ተጫረቲ ብአካልወይሕጋዊወኪሎምአብዝተረኽቡሉይክዉን::
  7. ዝርዝር  ናይ  ሕድሕድ ዝገልፅ  ዶክመንት አብ ዋና  ቢሮ  ቤት ፅሕፈት  ደደቢት  ማ / ፋይናንስ   4ይ /ራብዓይ/  ደብሪ ቑፅሪ  ቢሮ  409  ብር 100.00 አብ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ትክእሉ::
  8. እቲትካልዝሐሸመማረፂእንተረኪቡነቲጨረታብከፋልወይድማብሙሉአናይምስራዝመብቱዝተሐለወእዩ

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo