ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ ወጅራት ናይ ዝተፋለለዩ ሴክተራት ኣቅሑት ናዉቲ ቤት ዕዩን : መሳርሒ ፅሕፈትን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሕናጣሎ ዋጅራት

1 በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩምን

2 ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

3 ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት መስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል

4 ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ ዘለኩም ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ወረሓዊ ዲክለሬሽን ክተቅረቡ እትክእሉ

5 ኩሉ ሰነድ ጨረታ ቅደሕን ዋናን ኣብ ዝተዓሸገ ፖስታ ክቀርብ ዝክእል

6 ጨረታ መክበሪ ንናዉቲ ቤት ዕዩ 5000 ቅርሺ ንመሳርሒ ፅሕፈት 5000 ቅርሺ ብባንኪ ዝተረጋጊፁ ስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዝብ ከትሕዝ ዝክእል

7 ድሕሪ ቅሬታ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ሰዓራይ ኣካል ጨረታ ካብ ዝሰዓረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ሰለስተ ናይ ስራሕ መዓልቲታት ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

8 ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ እንተሃለዉ ካብ ጨረታ ወፃኢ ይከዉን

9 ሰነድጨረታኣብቤትፅሕፈትልምዓትእቶትወረዳሕንጣሎዋጅራት 50 ቅርሺ ቢሮ ቁፅሪ 12 ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ዝርዝር ዝሐዘ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ኬዝ ቲም ዕደጋ ቁፅሪ 8 ምዉሳድ ትክእሉ

10 ብተወሳኪ ኣብዚ ዘይትካተቱ ብመምርሒ ስርዓት ዕደጋ ክልልና ኣዋጅ ቁፅሪ 2/155/2007 ተፈፃሚ ይከዉን

11 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሕሉ ግዘ 60 መዓልቲ ክፀንሕ ከም ዝክእል ክንገልፅ ንፈቱ

12 እቲ ሰነድ ጨረታ ካብ 24/7/2010 ዓም ክሳብ 9/8/2010 ምዉሳድ ትክእሉ

13 ጨረታ ሳንዱቅ ዕለት 9/8/2010 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ተጫረቲ ብዛይ ምርካቦም ከይዲ ጨረታ ኣይተኣጎጎልን

14 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ አማራፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪሓበሬታብስልኪቁፅሪ 0344310195 0935335537 ደዊልኩም ምሕታትትክእሉ 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo