ማእኸል ምርምር ሕርሻ አበርገለ አብ 2010 በጀት ዓመት ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማእከል ምርምር ሕርሻ ኣበርገለ

ምድብ 1 ናይ ምርምር መሳርሒ ኣቅሑት

ምድብ 2 ኤሌክትሮኒክስ (ኮምፒተራትን ተዛመድቲ ኣቅሑት)

  ምድብ

3 ከሚካላት

ምድብ 4 ፈርኒቸር ማለትዉን አቁሑት አብያተ ዕዮ

ምድብ 5 አቁሑ መለዋወጢ መኪና

1. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩምን ኣብ 2010 ዓ/ም ዘሐደስኩም::

2. እቲ ጨረታ ናይ በዓል ዋና ሕጋዊ ማህተምን ፊርማን ክህልዎ አለዎ::

3. ተመዝገብቲ ተወሳኺ እሴት ታክስ / ቫት/ ኮይኖም ናይ ወርሒ ለካቲት አታዊ ዝገበረሉ ዋንኡ ምስ ሐደ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል::

4. ናይ መቅርባይነት መለለይ ካርድ ዘለኩምን ዘሐደስኩምን::

5. ናይ ግብሪ ኸፋላይ መለለይ ካርድ (Tin) ዘለኩም::

6. ንጨረታ መኽበሪ ቢድ ቦንድ ንሕድሕዶም ብር 3000 ከትሕዝ

7. ሰነድ ጨረታ ንሐደ ደኩመንት ዘይምለስ 20 ብር ብምክፋል ካብ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ከይዲ ስራሕ ዕ/ፋ/ን /ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 09 ብምግዛእ ክትወስዱ ትክእሉ::

8. ሰነድ ጨረታ ካብ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት ጀሚሩ ብምዉሳድ ናይ መወዳደሪ ዋጋኩም ብምምላእ ኩሎም ዝተጠቐሱ አድለይቲ ዶክሜንት ኮፒን ኦርጂናልን ነንብይኑ አብ ፖስታ ብምዕሻግ አብ ልዕሊ እቲ ሰነድ ጨረታን ዝተዓሸገ ፖስታን ናይ በዓል ዋና ፊርማን ብምፅሓፍ አብ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ንከትኣእትዉን ንክትወዳደሩንÂ እናተሓሳሰብና::

9. ምልክታ አብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 26 /07/10 ዓ/ም ክሳብ 11/8/10 ዓ/ም::

10. ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕሸገሉ 11/8/10 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ::

11. ሳንዱቅ ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት11/8/10 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ናይ ንጉሆ::

12. እቲ ጨረታ ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ይካየድ ይኩን እምብር ተጫረቲ ጨረታ አብ ዝኽፈተሉ ጊዜ እንተዘይተረኺቦም እቲ ጨረታ ካብ ምኽፋት ኣይተአጎጎለን::

13. ጨረታ ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ዉዕሊ መክበሪ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚኢታዊ ብሽምÂ ማእከል ምርምር ሕርሻ አበርገለ CPO ዘትሕዝን ::

14. ማእኸልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

15. እቲ ቢሮ ካብቲ ዝተዘርዘረ መጠን ንብረት ክሳብ 20 ሚኢታዊ ናብ ምዉሳክን ምቕናስን መሰል አለዎ::

16. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብቑፅርታት ስልኪ 0344 46 07 41 ማእከል ምርምር ሕርሻ አበርገለ ብምድዋል ይሕተቱ::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo