ጨረታ ምልክታ ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሕትመትን ፈርኒቸርን ን 2007 በጀት ዓመት ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም:: ስለዚ እዚ ዝስዕብ ሮቋሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም 1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ: ቲን /TIN/ መቅረባይ ሰርቲፊኬት: VAT ተመዝገብቲ ን ቫት ዲክልረሽንን

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ትግራይ

ጨረታ ምልክታ 

ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሕትመትን ፈርኒቸርን ን 2007 በጀት ዓመት ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::

ስለዚ እዚ ዝስዕብ ሮቋሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ: ቲን /TIN/ መቅረባይ ሰርቲፊኬት: VAT ተመዝገብቲ ን ቫት ዲክልረሽንን:;

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፍኬሽን ካብ መደበኛ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምም/ርን ካብ 30/07/2007 ዓ/ም ጀሚሩ 30.00 ብር ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይካአል

3 ናይ ጨረታ መኽበሪ ንሕተመት 5000 ንፈርኒቸር 3000 ከትሕዝ ዝኽእል/ትክእል

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 21/08/2007 ዓ/ም ሰዓት 8:30  ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ዕለት 21/08/2007 ዓ:ም ሰዓት 9:00 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለዉዎ ይኽፈት::

5 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ሐደ ኦርጅናልን ክልተ ኮፒ ዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርብ ዝክእል::
6  ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

7 ኣድራሻና ብሄራዊ ክልላዊ መንግሰቲ ትግራይ  ቢሮ ማይ ሃፍቲ መደበኛ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ እዩ::

8 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344411795 /0344411794 ደዉልካ መብርሂ ምሕታት ትክእሉ::

9 ናይ ጨረታ መዕፀዉን መኽፈትን በዓል እንተዊዒሉ አብ ዝቕፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo