አካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ ግልጋሎት እናሃቡ ዝፀንሑ ዝተፈላለዮ ንብረታት ብጨረታ ክሸይጥ ይደሊ

አካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ

1 ዝተፈላለዮ ኤለክትሮኒክስ ወይም ኮምፒተርን ተዛመድቲ አቁሑትን

2 ዝተፈላለዮ ናይ መኪና ስፔራትን ካልኦት ሓፅን መፂን

ክማልኡ ዝግብኦም ረቃሕታት

1 ናይ ዘመኑ ዝተሃደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም

 2 መፍለይ ቁፅሪ ዘለዎም

3 መክበሪ ጨረታ 2000 ቅርሺ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ጥረ ገንዝብ ከትሕዙ ዝክእሉ

4 ንሕድ ሕድ ሰነድ ጨረታ ዘይመለስ ብር 20 ካብ ኣከዳሚ አመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋን ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 06 ካብ ዕለት 25/07/2010 ዓም እስካብ 5/08/2010 ዓም ኣበ ዘሎ ጊዜ ምግዛእን ትክእሉ

5 ጨረታ ዝዕፀወሉን ዝክፈተሉን ዕለት 5/08/2010 ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:30 ይክፈት

6 ኣካዳሚና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነዚ ጨረታ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስቁ 03 44 40 19 89 ምሕታት ይከአል እዩ ንርከበሉ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo