ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ብቤት ፅሕፈት ማይን ማአድንን ኢነርጅን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ኣብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ንዝስርሓ ማእኮሎት ጎዳጉድን ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ

1 ብናይማይስራሕቲንግዲፍቃድዘለኩም ብናይ መደበኛ ሳሆን በጀት ዝሰርሓ ማእከሎት ጎዳጉዲ ዝጫረት ብግልፂ ጨረታን ከምእዉን ብናይ ልምዓት ፕሮጀክት ስደተኛታት ፅዕንቶ ምላሽ ንዝካየድ ናይ ማእከሎት ጎዳጉዲ ብብርኪ ከባቢያዊ ጨረታ ደረጃ 6 ልዕሊኡን ከወዳድር ስለዝደለየ

1ናይ 2009 ዓምግብሪከፈሊልኩምናይ 2010 ዓምንግዲፍቃድዝተሓደሰዘለኩም

2መለለዩቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለኩም :ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም

3ናይወርሒ ጥሪ 2010 ዓም ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳብዘወራረድኩምሉመረዳእታ

4ዝተሐደሰ ወረቀተ ምስክር ከቅርብ ዝክእልን

5 ዝተሐደሰ መቅረባይነትን ካልኦት መረዳእታ ሓዊሱ ብኮንትራክተራት ዝተመልአ ዋና ክልተ ቅዳሕ ነብሰ ወከፎም ነንበይኖም ብምዕሻግ ኣብ ዝባን እቲ ፖስታ ዋናን ቅዳሕን ተባሂሉ ሽምን ፊርማን ተወዳደርቲ ዓሪፍዎ ኩሎም ድማ ኣብ ሐደ ዓብይ ፖስታ ብምጥማር ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ መሊኦም ከእትዉ ይክእሉ

6ተጫረቲ ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ዝቀርቡ ቅጥዕታት ብትክክል መሊኦም ኣብ ነብሰ ወከፍ ገፅ እቲ ሰነድ ብምፍራም ማህተም ብምግባርን ቅደም ሰዓብ እቲ ሰነድ ከየኣጎደሉን ከየዛብዑን መሊኦም ከቅርቡ ዝክእሉ

7ተጫረቲዘይምለስ 50 ቅርሺብምክፋልሰነድጨረታካብቤትፅሕፈትትልምንፋይናንስንከይዲስራሕዕደጋንፋይናንስንምምሕዳርንብረትን ወረዳታሕታይኣድያቦ ቢሮ ቁፅሪ 4 ክትወስዱትክእሉ

8 ጨረታመክበሪ ማለት እዉን ቢድቦንድ ብጥረ ገንዘብወይድማብባንኪብዝተረጋገፀሲፒኦ 15,001 ቅርሽን ምክፋቱከትሕዙኣለዎም

9 ተጫረቲ ሰዒርኩም ተባሂሉ ብስሩዕ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት ድሕሪ 5 መዓልቲ ናይ ቅሬታ ግዜ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእልን

10 መከበሪ ዉዕሊ 10 ሚእታዊ ካብ ጠቅላላ ዝሰዓሮ ዋጋ ከትሕዝ ዝክእል

9እቲ ጨረታ ካብ 18 መጋቢት 2010 ዓም ክሳብ 7 ሚያዚያ 2010 ዓም ኣብ አየር ይፀንሕ ዕለት 8 ሚያዚያ 2010 ዓም ድማ ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ቴክኒካል ዉፅኢት ይክፈት ይክፈት

10 ድሕሪ ሰለስተ ናይ ቅሬታ መዓልቲ ፋይናንሻል ዉፅኢት ዕለት 10 ሚያዝያ 2010 ዓም ሰዓት 330 ፋይናንሻል ዉፅኢት ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊያን ወከልቶም ኣብ ዝተረከበሉ አብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ታሕታይ ኣዲያቦ ይከፈት

11ካልኦት መምርሒ ኣብቲ ሰነድ ጨረታ ይመልከቱ

13እቲቤትፅሕፈትዝሓሸኣመራፂእንተረኪቡእዚጨረታብሙሉእይኩንብክፋልናይምስራዝመሰሉዝተሓለወእዩ

ንዝበለፀሓበሬታብቁፅሪስልኪ 0345500005/0345500231ደዊልካምሕታትይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo