ኮሌጅ ፓሊ ቴክኒክ ማይጨዉ አብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ህንፃ : ማኑፋክቸሪንግ ኮንስትርክሽን ስግግር ቴክኖሎጂ : ኤሌክትሪካል ቴክኖሎጂ :ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኣይትን ኣቅሑት : መሳርሒ ፅሕፈትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንምግዛእ ተጨጫረቲ ይዕድም

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ማይጨዉ

1 ናይ 2010ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ብቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

2 መረዳአታ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ብቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

3 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ/VAT/ ተመዝጋቢ ንምካኑ ብቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

4 እሳክብ ወርሒ ለካቲት 2010 ዓም ናይ ተወሳኬ እሴት ታክስ ዲክለር ዘገበረሉ ብቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

5 መክበረ ጨረታ ንሎት ሐደ ብር 5000 /ሓሙሽተ ሽሕ/ ንሎት ክልተን ሰለስተን ኣርባዕተን ድማ ንነብሰወከፎ ድማ 3000 /ሰለስተ ሽሕ/ ንሎት ክልተ ካብ ሃገራዊ ባንኪ ኢትዩጰያ ኣፍልጦ ዝተዉሃቦ ስፒኢ ወይ እዉን ብጥረ ገንዘብ ኣቀዲሙ ከትሕዝ ዝክእል

6 ኣብ ጨረታ ዝሰዓረ ምካኑ ምስተነገሮ ኣብ ዉሽጢ ተኸታታሊ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ኣብ ተከታታሊ 15 መዓልቲ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ኣብ ማይጨዉ ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ ከረክብ ዝክእል

7 ሰነድ ጨረታ ካብ 20/7/2010 ክሳብ 5/8/2010 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ካብ ማይጨዉ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ቢሮ ቁፅሪ 4:30 ቅርሺ ብምክፋል ኩሉ ግዛ ኣብ ስራሕ ሰዓት ቅድሚ ሰዓት ካብ ሰዓት 2:30 ክሳብ 6:30 ድሕሪ ሰዓት ድማ ካብ 7:30 ክሳብ 11:30 ሰነድ ምዕደግ ይከኣል

8 እትወዳደርሉ ዋጋ ዋናን ቅዳሕን መሊእኩም ከምኡድማ ዝወሰድኩም መረዳእታ ባዕል 25 ስሩዕ ሰነድ ጨረታ ብምትሕሓዝ ብዝተዓሸገ ፖስታ ኣብ ዉሽጢ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ቁፅሪ 4 ዝተዳለወ ኣብ ዝተዳለወ ክተእትዉ ይግባእ

9 ሳንዱቅ ጨረታ 5/8/2010 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት /8/2010 ዓም ሰዓት 4:30 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ማይጨዉ ቁፅሪ 4 ይክፈት

10 ማዕረ ዋጋ ዝሰዓሩ ተጫረቲ ን2 ጊዜ ዋጋ ከሞልኡ ይግበር ሀዚዉን ማዕረ እንተወፂአም ን3ይ ጊዜ ዕጫ ዝፍለዩ

11 ኣብ ጨረታ ስዒሩ ዉዕሊ ንምእሳር ፍቃደኛ ዘይኮነ ተጫረቲ መከበሪ ጨረታ ዘትሐዞ ገንዘብ ኣይምለሰሉን

12 ኣብ ዋጋ መወዳደሪ ቅጥዒ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን ስርዝ ድልዝ እነተሃልዩ ድማ ናይ ባዕል ዋና ክታም ክህልዎ ይግባእ

13 ናይ ነብስ ወከፍ ንብረት መዐቀኒ ብነፀላ ወይድማ ብፓኬጅ ምካኑ ኣስተዉዒሎም ዋጋ ይምልኡ

11 እቲ ኮሌጅ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብምሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0347770028 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo