ሆስፒታል ቅድስተ ማርያም አክሱም ን2010 ዓም ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምናን ንምግዛእ ስለዝደለየ ተወዳዲርኩም ክተቅርቡ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትጫረቱ ይደሊ

ሆስፒታል ቅድስተ ማርያም ኣክሱም

1 ናይቲ ጠቂሱ ዘሎ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ካብ 21 መጋቢት 2010 ዓም ክሳብ 8 ሚያዝያ 2010 ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ሆስፒታል ቅድሰተ ማርያም ኣክሱም ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ነብሰከፍ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ከፊልኩም ብምዉሳድ መወዳደሪ ዋጋ መሊእኩም ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ቅድስቲ ማርያም ኣክሱም ከይዲ ስራሕን ሕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን ክተቅረቡ ትክእሉ

2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ናይዚ ዘመን ግብሪ ዝከፈልኩምን ዘሐደስኩምን ሐደ ቅዳሕ እተቅርቡ

3መለለዩቁፅሪከፈልቲግብሪዘለኩምቅዳሕእተቅርቡን

4 ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት መረዳእታ ሐደ ቅዳሕ እተቅርቡ

5 መከበሪ ጨረታ 5000 ቅረሺ ብጥረ ገንዘብ ማለት እዉን ብስፒኦ ባንኪ ጋራንቲ ቅደሚ ጨረታ ምክፋቱ ክተትሕዙ ትክእሉ

6 ጨረታ ዝዕሸገሉ 8/8/2010 ዓም ሰዓት 3:30 ንጉሆ እንትከዉን ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 3:45 ንጉሆ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ዝክፈት ኮይኑ ዘድሊ መረዳእታ መከበሪ ጨረታ ኣማሊኡ ኣብ ሆስፒታል ቅደስተ ማርያም ኣክሱም ከይዲ ስራሕን ሕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን ክርከብ አለዎ

7 ኣብ እዋን ጨረታ ዘይተረከበ ተወዳዳሪ ከምዘሎ ተሓሲቡ ክወዳደረን ንዝሰዓሮ ከቅርብን ይግደደ

8 ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጎዓዓዚ መፅዓኒን መራገፍን ናብ ሆስፒታል ቅድሲቲ ማሪያም ኣክሱም ከቅርብ አለዎ

9 ተጫረቲ ኣብ ዘቀርብዎ ሰነድ ጨረታ በዓል ዋና እነተዘይሃልዩ ስርዝ ድልዝ እንተከይኑ ተቀባልነት የብሉን

10 እቲ ሆስፒታል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

11 ከምእዉን 20 ሚኢታዊ ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእል እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0347752212 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo