ዋና ቤት ፅሕፈት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ / ህ.ወ.ሓ.ት / Tigray People’s Liberation Front Office ቤት ፅሕፈትና ናይ ፈርንቸር ኣቁሕት ደረጅኡ ዝሐለወ ውሕስና ዘለዎም ክንገዝእ ስለዝደለየ ነዙይ ክተቕረቡ እትክእሉ ተጫረቲ በዚ ዝስዕብ ረቆሒ መሰረት ክትጫረቱ ንዕድም 1 ናይ ህወሕት ቤ/ፅሕፍት ቤሮ ቁፅሪ 113 እናመፃእኩም ዘይምለስ 100 ብር ( ሚኢቲ ብር) ብምክፋል ዝርዝር ሰነድ ምዉሳድ ከምዝክእሉ ንሕብር 2 ናይ 2005 ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈልኩም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደስኩምን ኦርጅናል ምስ ፎቶ ኮፒ ክተቅርቡ እትክእሉ 3 VAT ዝተመዝገበ ምኮኑ ዝገልፅ መረዳእታ ዘለዎ 4 ንዝተጫረቶ ንብረት ጠቕሊሉ ከቕርብ ዝክእል 5 ዝርዝር ዓይነት ንብርት ዝሓዘ ናይ ጨረታ ሰነድ ናብ ጨረታ ሳንዱቅ ሓታዊ ዝግበረሉ ካብ ዕለት 25/9/2006 ዓም 4/10/2006 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት 6 ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 4/10/2006 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 11 ይከዉን 7 ጨረታ ሳንዱቅ ዝክፈተሉ ዕለት 5/10/2006 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:00 ይክፈት 8 ተጫራቲ ናይ ዋጋ ዝርዝር ምስ ቫቱ(VAT) ክኸዉን አለዎ 9 ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም እብ ዘለዎዎ ሳንዱቅ ጨረታ ይክፈት 10 ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ መኽበሪ ጨረታ 5 % ብር የትሕዙ 11 ካብቲ ንብረት ከረከበሉ ዝተባሃለ ዕለት ልዕሊ 10 መዓልቲ እንተሓሊፉ እቲ ዘተሓዝዎ 5% ተቆሪፁ እቲ ንብረት ከቅርብ ይግበር 12 ጨረታ ዝሰዓረ ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈትና ዘእትዉ ክኸዉን ኣለዎ 13 ዝግጠሙ ገጣጢሙ ዘረክብ ጉዕዞን ምግጥጣምን ንዝፍጠሩ ( ዝበላሽዉ ) ንብረት ባዕሉ ሓላፍነት ዝወስድ ውሕስና ክህበ ዝክእል ክፈልጥ ይግባእ NB: ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እትረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
- ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (56)
- ኮንስትራክሽን (799)
- ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (3937)
- ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (203)
- ሕርሻ (384)
- ህንፃ መሳርሒ (2055)
- ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1500)
- ምምካር (153)
- ትምህርቲን ስልጠና (171)
- ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1615)
- ምግብን መስተን (412)
- እግድ (36)
- ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (51)
- ፈርኒቸር (1154)
- ጥዕና (247)
- ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (273)
- ፅገና (706)
- ናይ ሕክምና ኣቁሑት (338)
- ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2696)
- ምስሊን ቀረፃን (18)
- ስራሕቲ ሕትመት (1502)
- ስራሕቲ ምልላይ (67)
- ክራይ (634)
- መሸጣ (971)
- ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (77)
- መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (1251)
- ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (457)
- ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (334)
- ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (541)
- ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (233)