ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ካብዚ ቐፂሎም ተዘርዚሮም ዘለዉ ዓይነት ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕ ማይ ትግራይ

ጨረታ ብሬዲዩ ዝተጋወሐሉ ዕለት : 20/7/2010

ሎት ሐደ ዝተፈላለዩ ናይ ሰራሕተኛታት ናይ ስራሕ ክዳዉንትን ጫማን: ሎት ክልተ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኮንስትራክሽን : ሎት ሰለስተ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሬት ኣቅሑትን ፀባን: ሎት ኣርባዕተ ኣራትዕን ፍራሽ ምስ ትርኣሱን : ሎት ሓሙሽተ ዝተፈላለዩ መጋራጀታት : ሽድሽት ዝተፈላለዩ ኮምፒተራት ፎቶ ኮፒ ማሽናትን ኮፒን

1 ዝተሐደሰ ንግደ ፍቃድ : ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምዝገባ ምስክር ወረቀት ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅረቡ ዝክእሉ

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ወረቀት ምስክር ዘቅርብ

3 መከበሪ ጨረታ ብስፒኦ ተዓሺጉ ከቅርብ አለዎ

4 ናይ ጨረታ መከበሪ ስፒኦ መጠን ንሎት ሐደ 15000 ቅርሺ ንሎት ክልተ 10000 ንሎት ሰለስተ ኣርባዕተን ሓሙሽተን ሽድሽተን 5000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል

5 ናይዚ ጨረታ ሰዓራይ ዝኮነ ተጫራታይ ንዝሰዓሮ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ ንመከበሪ ዉዕሊ ከትሕዝ አለዎ

6 ንነብሰወከፍ ሰነድ ጨረታ 100 ቅርሺ ብምክፋል እቲ ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይከኣል

7 እዚ ምልክታ ብድምፂ ወያነ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ንተከታታሊ 15 መዓልቲ ፀኒሑ ኣብ መበል 15 መዓልቲ 8:30 ተዓፅዩ ሰነድ ጨረታ ተዓፅዩ ኣብቲ እዋን ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 እቲ ኢንተርፕራይዝ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344407761ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo