ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ መቐለ ንኣብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞተርስፔር : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ሕተመት : ፅሬት ኣቀሑት : ፈርኒቸር ናይ መኪና ጎማ: ኤሌክትሮኒክስ ናይ ክልልን ፌደራልን ባንዴራን : ናይ ስፖርት መሳረሒን ኩማ ግሪነሪ ቑ/ 02 ናይ ከተማ ኣብቶብስ መዕረፍን መበገሲን ታፔላን ን 2007 በጀት ዓመት ግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ

ጨረታ ምልክታ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ መቐለ ንኣብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞተርስፔር : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ሕተመት : ፅሬት ኣቀሑት : ፈርኒቸር ናይ መኪና ጎማ: ኤሌክትሮኒክስ ናይ ክልልን ፌደራልን ባንዴራን : ናይ ስፖርት መሳረሒን ኩማ ግሪነሪ ቑ/ 02 ናይ ከተማ ኣብቶብስ መዕረፍን መበገሲን ታፔላን ን 2007 በጀት ዓመት ግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::

ስለዚ እዚ ዝስዕብ ሮቋሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ናይ 2007 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ: ቲን/TIN/ : መቅረባየ ሰርቲፊኬት : VAT ተመዝገብቲ ን ቫት ዲክለሬሽን ብተወሳኪ እዉን ንኩሓ ግሪነሪ ደኣንተ ሰርቲፊኬት ዘቕርብ::

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፍኬሽን ካበ ቤት ፅሕፈትና ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ :ፋይናንስን ንበረት ምም/ርን ካብ 28/07/2007 ዓ/ም ጀሚሩ ብር 40 ብምኽፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይካኣል ንኩሓ ግሪነሪን  ቐ/02 ብነፃ::

3 ናይ ጨረታ መኽበሪ ነንሕድሕድ 4000.00 ብር ከትሕዝ ዝኽእል /ትኽእል::

4 ሰነድ ዝዕፀወሉ ዕለት 14/08/2007 ዓ/ም 8:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ዕለት 14/08/2007 ዓ/ም ሰዓት 900 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላት ኣበ ዘለዉዎ ይኽፈት

5ተጫረቲናይጨረታሰነድብክልተፖስታሐደኦርጅናልንክልተኮፒዝተዓሸገፖስታክቅርብ

ዝክእል::

6ቤትፅሕፈትናዝሐሸመማረፂእነተረኪቡብሙሉእይኹንብኸፋልናይምስራዝመሰሉዝተሓለወ እዩ::

7ኣድራሻናኣጋአዚኦፕረሽንህንፃድሕሪእንዳማርያምቤተክርስትያንቤትፅሕፈትትልምንፋይናንስንቁፅሪ 034እዩ::

8  ንተወሳኪሐበሬታብስልኪቁፅሪ  0344406839/ 408501ደዊልካመብርሂምሕታትትኽእሉ::

9  ናይጨረታመዕፀዉንመከፈትንበዓልእንተዊሉኣብዝቕፅልናይስራሕመዓልቲይኸዉን::

 

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo