ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገዲ መጋዓዝያን ክልል ትግራይ ኣብ 2010 በጀት ዓመት ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ሎት ሐደ ናይ መኪና ጎማን ባትሪታትን ሎት ክልተ መሳርሒ ፅሕፈት ሎት ሰለስተ ኣቅሑት ዉፅኢታት ሕትመት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ በግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ

ቢሮ ኮንስራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ክልል ትግራይ

1 ናይዚ ዘመን በቲ ዘርፊ ናይ ዘመን ዝተሓደሰን ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለሊ ቁፅሪ ዝተመዝገበኩምሉ ቲን ሰርቲፍኬት ክተቅርቡ ትክእሉ

3 ናይ ዘመን ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነተ ሰርቲፊኬት ዘለኩም

4 ናይ እሴት ታክስ VAT ዝተመዝገበን ናይዚ ዓመት ግብሪ ዝከፈልኩምን ናይ ዝከፈሎ ናይ ወርሒ ለካቲት 2010 ዓ/ም ድክለረሽን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5 ተጫረቲ ንነብስወከፍ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብ ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገዲ መጋዓዝያን ክልል ትግራይ ደይሬክቶረት ዕደጋ ፋናንስን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ ኮምፕሌክስ ህንፃ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 179 ካብ 18/07/2010 ዓ/ም ከሳብ 5/08/2010 ዓ/ም ሰዓት ቅድሚ ቀትሪ 4:00 ኣብ ስራሕ ሰዓት እንዳመፃእኩም ክተእትዉ ትክእሉ

6 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መክበሪ ንሎት ሐደ ንናይ መኪና ጎማን ባትሪን 3000 ቅርሺ ንሎት ክልተ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 5000 ቅርሺ ንሎት ሰለስተ ናይ ሕትመት 15000 ቅርሺ ብ ሲፒኦ(CPO) ወይ ድማ ናይ ባንኪ ወሕስና ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ይክእሉ

7 እቲ ጨረታ 5/08/2010 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፁዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን መጓዓዝያን ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ ንብ/ምም ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ተወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ኣብ ሳልሳይ ደብሪ ቁፅሪ 171 ይክፈት :: ተጫረቲ ወይ ተወከልቶም እንተዘይተረኪቦም እቲ ጨረታ ንምክፋት ኣይታዓናቐፍን

8 ጨረታ ሰዓራይ ተባሂሉ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ድሕሪ 3ተ ናይ ቅሬታ ማዓልቲ ኣብ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ ማዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

9 ካብ ጠቅላላ ዝሰዓሮ ዋጋ 10 ሚእታዊ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ወይ ብጥረ ገንዝብ ነአፈፃፅም ዉዕሊ ዉሕስና የትሕዝ

10 በቲ ቢሮ ተዳልዩ ዝተወሃበ መዐቀኒ (ስፐስፊከሽን መሰረት) : ብፅሬትን መጠንን ብጊዜን ብዉዕሊ መሰረት ናይ መሳርሒ ፅሕፈት ናይ መኪና ጎማን ኣብ ዉሽጢ 15 ተከታተልቲ መዓልቲ ንሕትመት ድማ ኣብ 60 መዓልቲታት ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ እቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ወፃኢ ናብቲ ቢሮ ከረክብ ዝክእል

11 መወዳደደሪ ደኩሜንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ ናይቲ ትካል ሽምን ኣድራሻን ማህተምን ፌርማን ክህልዎ አለዎ

12 እቲ ዝቀረበ ንብረት ብበዓል ሞያ ተሪኡ ዋና ወይድማ ኦርጅናል ምካኑ እንድሕር ተረጋጊፁ እቲ ቢሮ ኣታዊ ከምዝገብሮ እናዳገለፀ እቲ ንብረት ብሰብ ሞያ ተፈቲሹ ርክክብ ይፍፀም

13 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ድማ ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344411052 ደዊልኩም ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo