ኮሚሽን ስነ ምግባር ፀረ ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ፅ/መሳርሒ ን 2ይ ጊዜ ኤሌክትሮኒክስ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ:: ስለዚ እቲ ዝተጠቐሰ እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም::

ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ

ምልክታ ጨረታ ኮሚሽን ስነ ምግባር ፀረ ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ፅ/መሳርሒ ን 2ይ ጊዜ ኤሌክትሮኒክስ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ:: ስለዚ እቲ ዝተጠቐሰ እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም:: 1 ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝኸፈለ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል:: 2 ኣብ ቢሮ ፋይ ኢኮ ልምዓት ናይ መቕረባይነት ቫትን(VAT) ዝተመዝገበ:: 3 ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድ ቦንድ ወይ ብጥረ ገንዘብ ንኤሌክትሮኒክስ 5000 ንፅ/መሳርሒ 3000 ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝኽእል:: 4 ናይወርሒ የካቲት/2007 ዲክለረሽን ከቅርብ ዝክእል:: 5 ዝተዳለወ ጨረታ ደኩመንት ካብ ኮሚሽን ቢሮ ቑፅሪ 268 ዕ/ፋ/ምም/ር ንብረት ንኤሌክትሮኒክስ ዘይምለስ ብር 30 ንፅ/መሳርሒ ብር 20 ከፊሎም ካብ ዕለት 24/07/2007 ክሳብ 08/ 08/2007 ዓ/ም ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ኮይኑ ጨረታ ዝዕፀወሉ ግን ንኹሉ ከይዲ ጨረታ ዕለት 08/08/2007 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ድ/ቐትሪ ዝዕፆ ይኸዉን:: 6 ንኹሉ ከይዲ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 08/08/2007 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ድ/ቐትሪ ይኽዉን:: 7 ኹሉ ጨረታ ተወዳዳራይ ኣብቲ ዝተነፀረ ግዜ ባዕሉ ወይ ሕጋዊ ወኪል ተተረኺቡ ይምረፅ 8 ጨረታ ብሸምዒ ዝተአሸገ ናይ ሕድሕድ ዋጋን ጠቅላላ ዋጋን ብንፁር የቅምጥ 9 ሰዓራይ ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 5ተ ናይ ስርሕ መዓልቲ ዉዕሊ ይአስር 10 ሰዓረይ ዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጓዓዝያ ናብ ኮሚሽንና ኸቕርብ ዝኽእል 11 ኣብ ከይዲ ጨረታ ንምዝባዕ ዝፈተነ ተጫረቲ ካብ ጨረታ ወፃኢ ከምዝኾኑ ንቐፃሊ ኣብ ዕዳጋ መንግስቲ ንከይሳተፍ ከምዝግበርን ዘትሓዝዎ መክበሪ ጨረታ ከምዝዉረስን 12 እቲ ኮሚሽን ዝሐሻ መማረፂ ተረኺቡ ብክፋል ይኹን በሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዘ መሰሉ ሕልዉ ኾይኑ ከም ዉን ኣብ ዘጫረቶ ንብረት በዝሒ ምዉሳኽን ምቅናስን ዝከኣል ምኻኑ 13 ድሕሪ ምዕፃዉ ጨረታ ንዝመፅእ ሰነድ ጨረታ ተቐባልነት ከምዘይንሉ 14 አብ ሰነድ ጨረታ ግልፂ ንዘይኾኑ ሐሳባት ብመብራህርሁ ብፅሑፍ ምሕታት ከምዝከአል 15 ንተወሳኪ ሐበሬታ አበ ኮሚሽና ጥቓ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ናይ ሓባር ህንፃ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቐፅሪ 268 ብኣካል ብምምፃእ ወይ ብስልኪ ቑፅሪ 0344 404417 ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo