ቤት ፅሕፈት 104. 4 ሬድዩኤፍኤምመቐለ ናይ ሬድዩ ተዛመድቲ አቁሑ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ልምዲ ዘለኩም ተጫረቲ ክትጫረቱ ይዕድም::

104. 4 ሬድዩ ኤፍ ኤም መቐለ

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ቤት ፅሕፈት 104. 4 ሬድዩኤፍኤምመቐለ ናይ ሬድዩ ተዛመድቲ  አቁሑ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ልምዲ ዘለኩም ተጫረቲ ክትጫረቱ ይዕድም

ተጫረቲከማልእዎዝግባእረቆሓ

1  ናይዘመኑናይመንግስቲግብሪዝከፈልኩምንንግዲፍቃድዘሐደስኩምን ::

2  መለለይ ግብሪ ከፋላይነት /Tin NO/ ን ካልኦት ንጨረታ ዝጠቅሙ መረዳእታት ምስ ዋና  ፎቶ ኮፒ ከቕርብ ዝኽእል

3  ቫት ምምዝጋብኩምን ዲክለሬስዩንዝገበርክሙሉ መረዳእታክተቅርቡትክእሉ

4 ብመቅረባይነት ዝተመዝገብኩምን መረዳእታ ክተቅርቡ ትክእሉ::

5 ነቲ አቅሓ ንምቅራብ ዝተቀመጠ  ጠ/ዋጋ መኽበሪ ጨረታ ብባነኪ ዝተመስከረሉ CPO ወይ ድማ ብጥረ ገንዘብ 2% ከትሕዝ ዝክእል::

6  እቲ አቅሓ ዝቀርበሉ ቦታ መቐለ ከተማ /ትካል 104.4 ሬድዩ ኤፍ ኤም መቐለ ምኻኑ ፈሊጡ ዝሳተፍ ::

7 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ሓፈሻዊ ዋጋ ቫተ ሓዊሱ ብምምላእ ብዝግባእ ኣበ ዝተዓሸገ ፖስታ ዋናን ቅዳሕን : ፋይናንሻልን ቴክኒካልን ነንበይኑ ኣብ ኣርባዕተ ፖስታ ብምዕሻግ ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳፁን /ሳንዱቅ/ ናብ 104.4 ሬድዩ ኤፍ ኤም መቐለ ከእትዉ አለዎም::

8 ሰነድ ጨረታ ኣብ 104.4 ሬድዩ ኤፍ ኤም መቐለ ካብ ዕለት 25/07/2007 ዓም ክሳብ 14/08/ 2007 ዓ/ም ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ ብር 50.00 (ሓምሳ ብር) ከፊሎም ምውሳድ ይኽእሉ::

9 እቲ ጨረታ ኣብ 104.4 ሬድዩ ኤፍ ኤም መቐለ 15/08/ 2007 ዓ/ምልክዕ ሰዓት 8:00 ድቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት 9:00 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣበ ዝተረከብሉ ይኽፈት ኮይኑ ግና ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም  እነተዘይተረኪቦም ቤት ዕዩና ጨረታ ፖስታ ምኽፋት መሰሉ ዝተሐለወ አዩ::

10 ሰዓሪ ትካል ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት 104.4 ሬድዩ ኤፍ ኤም መቐለ ከቅርብ ዝክእል::

11 ሰዓሪ ትካል ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 45 ማዓልቲ ናይ ስራሕ ሰዓት አታዊ ይገብር :: 12ቤትዕዩናዝሐሸመማረፂእንተረኪቡእቲጨረታብሙሉእይኩንብክፋልናይምስራዝመሰሉ ዝተሐለወእዩ ::

ንተወሳኪሓበሬታ  ብስልኪ ቁፅሪ 0344- 406029  ምሕታት ይከኣል

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo