ቤት ፅሕፈት ልምዓት ከተማ ንግዲ ኢንዳስትሪን ከተማ እንዳስላሴ ከይዲ ስራሕ ትልምን ፋይናንስን ወረደ ኣፅቢ ወንብርታ ናይ ደገ መብራህቲ ወይድማ ፓዉዛ ብግልፂ ጨረታ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት ከተማ ንግዲ ኢንዳስትሪን ወረደ ኣፅቢ ወንብርታ

1 ተጫረቲ ዝተሐደሰ ናይ 2010 ዓ/ም ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ቲን ናምበርን ከቅርቡ ዝክእሉ ምዃኖም

2 ተጫረቲ ኣብ መቅረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገቡ ንዝተሐደሰ ክከዉን አለዎ

3 ተጫረቲ ኣብ ዘቅርብዎ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝሐወሰ ክከዉን አለዎ

4 ተጫረቲ ቫት ምዝጉባት ዝኮኑን ናይ ወርሒ የካቲት 2010 ዓ/ም ደክለር ዝገበርሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

6 ተጫረቲ ንመከበሪ ጨረታ 8000 ቅርሺ ብጥረገንዝብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዙ አለዎም

7 ተጫረቲ ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ መፅዓንን መራገፍን ኣብ ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከቅርቡ ዝክእል

8 ተጫረቲ ነናይ ባዕሉ ዘፈር ንግዲ ዘለዎም ክከዉን ይግባእ

9 ሰነድ ዝሽየጠሉ ኣብ ወረዳ ኣ/ወንበርታ ልምዓት ኢንዳስትሪን እንዳስላሴ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረት ኮይኑ ኮይኑ ናይ ሰነድ ዋጋ 100 ቅርሺ

10 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ን 60 መዓልቲ ይኸዉን

11 ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ ግዜ 13 መጋቢት 2010 ዓም ክሳብ 27 መጋቢት 2010 ዓም ኮይኑ ጨረታ ዕለት 27 መጋቢት 2010 ዓም መክፍ ድማ ሰዓት 4:00 ይክፈት

12 እቲ ቤት ፅሕፈት ካሊእ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፈል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

መብርሂ ንተወሳኪ ሐበሬታ ብ 0343400023 0914161741 0938156154 0914350166 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo