ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ዕዩ አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ላብራቶሪ መሳርሒ ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም

ኢንስቲትዮት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ

1 ናይዚ ዘመን ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝከፈልኩምን ፍቃድ ንግዲ ዘሐደስኩምን

2 ናይ ግብሪ ከፈልቲ ቀፅሪ ቲን ምምዝጋብኩም መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ምምዝጋብኩም መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

4 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ዘቅርቡ

5 መከበሪ ጨረታ 4000 ቅርሺ ብመልክዕ ስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

6 ሰነድ ጨረታኩም ብሰምዒ ዝተዓሸገ ኤንቨሎፕ ሐደን ዋንኡን ሐደ ቅድሑን ነዚ ጨረታ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣብ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ምእታዉ ትክእሉ

7 እቲ ጨረታ 28/7/2010 ዓም ቅድሚ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 4:00 ይክፈት

8 ሰዓራይ ትክኣል ብዝተዉሃቦ ስፔስፊኬሽን መሰረት ዘቅርብን መወዳደሪ ዋጋ ቫት ሓዊሱ ከቅርብ ይግባእ

9 ዝቀረበ መወዳደሪ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ከምዝተሓዎሶ ገይርካ ይዉሰድ

10 ተጫራታይ ብስፔስፊኬሽን መሰረት ጥራሕ ከቅርብ አለዎ

11 ሰዓራይ ትካል ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ከቅርብ ዝክእል

12 ሰዓራይ ትካል ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ ናይ ስራሕ መዓልቲታት አታዊ ይገብር

13 ነቲ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ዘምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

14 እቲ ቤት ዕዩ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ኣብ ቀፅሪ ጥዕና ጣብያ ዓዲ ሽንድሑን ናብ ዝርከብ ሓድሽ ትካል ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ብቁፅሪ ስልኪ 0342413795 /0910385045

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo