ኣላማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ን ሆስፒታሉ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሕትመት: ኤለክትሪክ: ፈርኒቸር(ወንበር): ኣልባሳት ካብ ሕጋዊ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኣለማጣ

በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተቐመጠ ረቑሒ ተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም ተጨረቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1 በቲ ዘፈር ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ: ቫት ተመዝገብቲ: ቲን ነምበር: ናይ ዝተሐደሰ መቅረባይነት ሰርቲፌኬት

2 መክብሪ ጨረታ ሰነድ 5000 (ሓሙሽተ ሽሕ )ብር ብባንኪ ዝረተጋገፀ CPO ወይ ጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝኽእል

3 ሰዓራይ ምካኑ ምስ ፈለጠ አብ ዉሽጢ 3+ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስርን ናይ ዝሰዓረሉ ጠቅላላ ዋጋ 10% ናይ ዉዕሊ መክበሪ ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ከትሕዝ ከምዘለዎ

5 ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 12/07 /2010 ዓ/ም ክሳብ 26/7/ 2010 ዓ/ም አብ ናይ ስራሕ ሰዓት ኣብ አላማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን 50 ብር ብምክፋል ይወስዱ

6 እቲ ጨረታ ዕለት 27/7/2010 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቐትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 8:45 ድሕሪቐትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረኸብሉ አብ አላማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ይኽፈት

7 ካብቲ ዘሸነፍዎ በዝሒ ንብረት 20% ምዉሳክ ወይ ምቅናስ ይከኣል

8 ሆስፒታልና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ይኵን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

9 ንትወሳኪ ሐበሬታ ብ ስልኪ ቁፅሪ 03 47 74 02 51 ምሕታት ይክእሉ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo