ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ማይ ኣቅሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ
  • 1ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈለን::
  • 2ቲን መፍለይ ቁፅሪ ዘለዎ
  • 3ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ
  • 4ጨረታ መኽበሪ ብር 3000 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእልን::
  • 5ጨረታ ሰነድ 30 ብር ብምክፋል ካብ ለምለም ካርል መፂእኩም ትወስዱ እትኽእሉ ምኻንኵም ንገልፅ
  • 6እቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ኣብ ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ከረክብ ዝክእል
  • 72% ዊዝ ሆልዲንግ ታክሲ ክኸፍል ዝክእል::
  • 8ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 7/07/2010 ዓ/ም እስካብ 21/7/2010 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ሰራሕ ሰዓት ይከዉን
  • 9ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 21/7/2010 ዓ/ም ሰዓት 4:00 እንትኸዉን ጨረታ ዝኽፈተሉ ደማ 21/7/2010 ዓ/ም ሰዓተ 4:30 ይኸዉን::
  • 10ጨረታ እንትክፈት ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይኸዉን::
  • 11ጨረታ ሰዓራይ ምኻኑ ካብ ዝተነገሮሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሸጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክአስር ዝክእል::
  • 12እቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ ተቀባልነት ኣይህልዎን::
  • 13እቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕላዉ እዩ::

መተሓሳሰቢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914422489/0914860609 ይደዉሉ::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo