ኣክሱም ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ ን 2010 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ አቁሑት: ዝተፈላለዮ ናይ ቢሮ አቁሑትን: ዝተፈላለዮ ጨርቅታት: ናይ ህንፃ መሳርሒ አቁሑት: ናይ ኤለክትሪክ አቁሑት ንምግዛእን:ዝተፈላለዮ ቅጥዕታት ንምሕታም ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ኣጫረቱ ክዕድግ ይደሊ

ኣክሱም ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ

ዝተዳለወ ሰነድ ንፅሕፈት መሰርሒ ንኤለክትሮኒክስ ንሕድሕድ ዘይምለሰ ብር 50 ንዝተረፉ ድማ ንሕድሕድ20 ብር ከፊልኩም ክሳብ 25/ 07 /2010 ዓም ሰዓት 600 ብምዉሳድ መወዳደሪ ዋጋ ነቲ ሰነድ ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ዘዳለናዩ ሳንዱቕ ከተእትዉ ትኽእሉ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ዘሐደስኩምን ሐደ ኮፒ ተቕርቡ

2 መለለይ ቁፅሪ/TIN/ ዘለኩምን ሐደ ኮፒ ተቕርቡ

3 ተወሳኪ እሴት ታክሲ /ቫት/ ዝተመዝገብኩምን ናይ ወርሒ ነሓሰ 2009 ዓም ዲክለር ዝገበርኩምሉ ሐደ ኮፒ ተቕርቡ

4 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ዘለኩምን ኮፒ ሐደ ተቕርቡ

5 ንፅሕፈት መሳርሒ ንኤለክትሮኒክስ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩም ጥራይ ትወዳደሩ ንዝተረፉ ድማ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩምን ዘይተምዝገብኩመን ክትወዳደሩ ትክእሉ

5 ንጨረታ መክበሪ ንፅሕፈት መሳርሒ ንኤለክትሮኒክስ አቁሑት ንነፍስወከፍ ብር 5000 ንኤለክትሪክ አቁሑት ንቅጥዕታት ንሕትመትን ንነፍስወከፍ 1000 ቅርሺ ንዝተረፉ ድማ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ወይድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መኣዘዚ ክፍሊት ቼክ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ከትሕዙ ትኽእሉ

6 ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 25/07/2010 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ሰዓት ናይ

7 ጨረታ ዝክፈተሉ ቦታ ኣብ ኣክሱም ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናስን ንብረት ምምሕዳር

8 ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት ዕለት 25/07/2010 ዓ/ም ሰዓት 8:45 ሰዓት በዓል እንተኮይኑ ንፅባሕትዩ በቲ ሰዓት ተጫረቲ ወይም ድማ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ብዘይምርካብም ስነ ስርዓት ጨረታ ኣይተዓናቀፍን ከይተከፈተ ዝምለስ ሰነድ ጨረታ አይህልዉን

9 ኣብዚ ጨረታ ቅርታ ዘለኩም ሰዓራይ ካብዝተገለፀሉ ኣብ ውሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ቅርታክም ክተቅርቡ ከምትክእሉ ክንገልፅ ንደሊ

10 ሰዓራይ ኣብ ዉሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ አሲሩ እቲ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 10ተ መዓልቲ ብፅሬትን ብመጠንን ብናይ ባዕሊ መጓዓዓዚ መፅዐንን መራገፍን ናብ ኮሌጅና የቕርብ

11 ናይ ዝሰዓሮ ንብረት መኽበሪ ዉዕሊ 10% ብጥረ ገንዝብ ወይ ብስፒኦ ወይድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መኣዘዚ ክፍሊት ቼክ ዘትሕዝ

12 ካብቲ ንጨረታ ዝወፀ ንብረት 20% ክቅንስን ክውስክን ከምንክእል

13 ተጫረቲ ኣብ ናይ ጨረታ ዶክሜንቶም ማህተምን ፊርማን ባዓል ዋና እንተዘይሃልዎን ተቐባልነት ኣይህልዎን

14 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

15 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብኣካል ብምምፃእ ወይም ብስልኪ ቁፅሪ 0347753705 ምድዋል /ምሕታት/ ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo