ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ዝተፈላለዩ ዝአረጉ ንብረታት(ጎማ ካላማደሪያ ስፔር ባትሪ ፓራአልት)ንሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንኽሽየጥ ይደሊ::

ኤንተርፕራይዝ መፅናዕቲን ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ

ምልክታ ግለፂ ጨረታ ንዝዉገዱ ናይ ዘገልገሉ ንብረታት

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ዝተፈላለዩ ዝአረጉ ንብረታት(ጎማ ካላማደሪያ ስፔር ባትሪ ፓራአልት)ንሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንኽሽየጥ ይደሊ::

ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ክትማልኡ ይግባእ::

1 ን 2007 ዓ/ም ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዝተሐደሰ ኮፒ ክተቅርቡ እትኽእሉ::

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ዝተመዝገብኩምን ሰርቲፍኬት ክተቅርቡ እትክእሉ::

3 መወዳደሪ ደኩመንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ኣድራሻን ዘለዎ ናይቲ ትካል ማህተምን ፌርማን ክህልዎ ብምግባር እቲ ፖስታ ብሽምዓ ዝተኣሸገ ክኽዉን አለዎ::

4 ተጫረቲ ዘይምለስ ብር 20:00 ዒስራ ብር እናኸፈልኩም ጥቃ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስን ኣብ ኩናት ጉድኣት ህንፃ ዝርከብ ኢንትርራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 9 ዕፅንምምር ካብ 22/07/ 07 ዓ/ም ክሳብ 06/08/ 07 ዓም ሰዓት 2:00  ንጉሆ ክሳብ 11:00 ድሕሪ  ሰዓት እናመፃእኹም ክትወስዱ ትኽእሉ::

5 ናይ ጨረታ መኽበሪ ብር 3000 /ሰለስተ ሽሕ ብር/ CPO ከትሕዙ ዝኽእሉ::

6 እቲ ዝማላእ ዋጋ ምስ ቫት ብዘይቫት ተባሂሉ ብንፁር ክምላእ አለዎ::

7 ጨረታ ሰዓርቲ እንተኮይኖም ዝሰዓርክምዎ ንብረት 10% ዉዕሊ መክበሪ performance bond  ወይ CPO ብምትሓዝ  ዉዕሊ ካብ ዝአሰርኩምሉ ዕለት ጂሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ  ዝአሰርኩምዎ ንብረት ክተልዕሉ ይግባእ::

8 ሰዓርቲ እቲ ዘሸነፍዎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ ዝተብሃለ መዓልቲ እንተይአሊዒሎም ዘትሓዝዎ መኽበሪ ጨረታ ተወሪሶም ንኸልዕሉ ዝግደዱ ምካኖም ክፈልጡ ይግባእ::

9 እቲ ዝዉገድ ንብረት ኣብቲ ጨረታ 20% ክዉስክን ክቅንስን ከምዝክእል ክፈለጡ ይግባእ::

10 እቲ ጨረታ ዕለት 07/08/07 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:00 ንጉሆ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 330 ንጉሆ ኣብ ኢንተርፕራይዝ  መዕናፅቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ኬዝቲ/ ዕ/ፅ/ ን/ምምር እንተረኺቡ ብሙሉእ ኮነ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐወ እዩ::

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ ቁ ቁፅሪ 03 44 41 85 56  ደዊልኩም ክትራኸቡ ምካነኹም::

 

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo