ኣብክፍለከተማ 1ይ ወያነቤትፅሕፈት ት/ፋይናንስንንቤትፅሕፈትከተማልምዓትከይዲስራሕፅሬት ንፅባቐንኣብ 2007 ዓ/ምአብክፍለከተማ 1ይ ወያነ 1ኣብከባቢመናሃርያኣፍደገ ሙሉእ ብሙሉእ ክንክን ተክላን 2 ገዛ ንገዛን ትካላት ጓሓፍ ምልዓል ድሬነጅ ፀረጋ ጎደና ፅሬት ክፍቲ ቦታታት ሽንጥሮታት ዕዳጋ ቦታታት ፅሬትን ትራንስፈርቴሽን ምሕደራን ብግልፂጨረታኣወዳዲሩክሰርሕ ስለዝደለየ ሕጋዉያንነጋዶክትወዳደሩንዕድም:

ቤት ፅሕፈትና ከተማ ልምዓት ክ/ከተማ ቐ/ወያነ

ምልክታ ግልፂ ጨረታ ይምልከት 

ኣብክፍለከተማ 1ይ ወያነቤትፅሕፈት ት/ፋይናንስንንቤትፅሕፈትከተማልምዓትከይዲስራሕፅሬት ንፅባቐንኣብ 2007 ዓ/ምአብክፍለከተማ  1ይ ወያነ  1ኣብከባቢመናሃርያኣፍደገ ሙሉእ ብሙሉእ ክንክን ተክላን 2 ገዛ ንገዛን ትካላት ጓሓፍ ምልዓል ድሬነጅ ፀረጋ ጎደና ፅሬት  ክፍቲ ቦታታት ሽንጥሮታት  ዕዳጋ ቦታታት ፅሬትን ትራንስፈርቴሽን ምሕደራን ብግልፂጨረታኣወዳዲሩክሰርሕ ስለዝደለየ ሕጋዉያንነጋዶክትወዳደሩንዕድም::

ሀ ጨረታ መፍለየ ቁፅሪ 08 ናይ ደረቅ ጉሓፍ  ትራንስፈርተሺን ስፒኦ ብር 3000.00

ለ ጨረታ መፍለይ ቁፅሪ 09 ግሪነሪ ስፒኦ ብር 2000.00

ስለዚእዚዝስዕብሮቆሕታትእተማልኡተጫረቲንክትወዳደሩንዕድም::
1  ናይዘመኑ  ግብሪዝኸፈሉን ብስራሕቲ ግሪነሪ ተመዝጊቦም ብቅዓት ዘረጋገፁን ::

2 ናይ 2007 ዓ/ም በቲ ዝድለ ሞያ ሕጋዊ ኣፍልጦ ዝረኸቡን ፍቓድ ዘሐደሱን ሓዱሽ ዘዉፅኡን::

3 ዝተዓሸገ ፖስታ ገይሮም 1 ኦርጅናልን ደኩመንትን 2  ፎቶ  ኮፒን ኸቕርብ ዝክእሉን ናይ ትካሎም ማህተም ዝዓረፎ ፖስታ ዘቕርቡ::

4 ንናይ ደረቅ ጉሓፍ ቫት ተመዝገብቲ ጥራሕ ዝኮኑን ንናይ ግሪነሪ ቫት ወይ ድማ ቲኦቲ  ተመዝገብቲ ዘኮኑ::

5 ሰነድ ጨረታ መዐደጊ ብር 30.00 ብር /ሰላሳ ቅርሺ/

6 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 06/08/2007 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፀዩ ጨረታ ዝኽፈተሉ ድማ በቲ ዕለት 06/08 /2007 ዓ/ም ድሕሪ ሰዓት 9:00 ይኽፈት እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ኣብ ስራሕ ሰዓት እንዳመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ ምካንኩም ንሕብር::

7 ዝቐርብ ዋጋ ብዝተቐመጠ ስፐስፊኬሽን መሰረት ዘቕርብ::

8 ኣድራሻና ኣብ ክፈለ ከተማ ቐደማይ ወያነ ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንስን ከባቢ ጁብሩክ 1 ደብሩ ቢሮ ቁፅሪ 17 እዩ ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344400470/0914734003 ደዊልካ  መብርሂ ምሕታት ይከኣል::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo