ሱርኮንስትራክሽንሓላፍንቱዝተወሰነናይዉልቀኩባንያኣብጨነፈርመቐለዝርከብዝተፈላለየዓይነት ዘገልገለናይ ሳኒተሪ ኣቕሑት , ዘገልገለ መፋትህን : ሐደሽትንዘገልገሉ ፓኔላትን: ዘገልገሉ ብርሚል ወዘተ ዝኣማሰሉ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥይደሊ::

ሱር ኮንስትራክሽን ሓ/ዝ/ው/ማ

ናይጨረታምልክታ

ሱርኮንስትራክሽንሓላፍንቱዝተወሰነናይዉልቀኩባንያኣብጨነፈርመቐለዝርከብዝተፈላለየዓይነት ዘገልገለናይ ሳኒተሪ  ኣቕሑት , ዘገልገለ መፋትህን : ሐደሽትንዘገልገሉ ፓኔላትን: ዘገልገሉ ብርሚል ወዘተ ዝኣማሰሉ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥይደሊ::

ስለዚኣብጨረታንምስታፍእትደሊዩተወዳደርቲ

1  ተጫረቲናይ 2007 ዓ/ምዝተሐደሰሕጋዊንግዲፍቃድዘለዎምኮይኖም  ምስቲሰነድዉንፎቶኮፒ ከተሓሕዙ ይግባእ::

2  ተጫረቲንጨረታዘተዳለወዝርዝርናይጨረታ ሰነድምልክታካብዝወፀሉዕለትጀሚሩኣብናይስራሕ ሰዓትዘይምለስብር  50.00 /ሓምሳ/እናኸፈሉካብሎጂስቲክስቢሮዕዳጋክፍሊክወስዱይኽእሉ::

3 ተጫረቲካብትካልናዝተዋሃቦምኦርጅናልፎርሚጥራሕተጠቂሞምብዘይስርዝድልዝቫት ከይሓወሰ ብዘይ ቫት ንሕድሕድኣቕሓዋጋመሊኦምንፈሪሞምንብዝተዓሸገኢንቨሎፕካብዕለት  27 /07 /2014  ዓርቢ ጀሚሩክሳብዕለት  04/04/ 2014 ቐዳም ኣብስራሕሰዓትነዚኣብዝተዳለወሳንዱቅ ክተእትዉ ይግባእ::

4   ተጫረቲኣብእትቕርብዎዋጋተወሳኪ  15 % ቫትክንኽፍልምኮንናክፍለጥይግባእ ::

5ተጫረቲብር  10, 000 .00(ዓሰርተ ሽሕ)ናይጨረታመኽበሪብሲፒኦወይብጥረገንዘብ ምስቲ ሰነድቅድሚጨረታምኽፋትዘሎጊዜከቕርቡይግባእ ::

6   ተጫረቲነቲንብረትብዓይኖምሪኦምዋጋብምዉፃእናይሓደዋጋክመልኡአለዎም::

7 እቲጨረታዝኽፈተሉዕለት  06/ 04 /2014  ሰኑይ ንጉሆልክዕሰዓት  3:00  ኣብሎጅስቲክስ  ቢሮኮይኑ ዝተረኸበ ይኹንዘይተረከበተጫረታይበቲዉፅኢትተገዛኢይኸዉን::

8   ብምልክታሰዓራይኮይኑዝተፈላለየተጫረታይአብዉሽጢ  7  /ሸዉዓተ/   ናይስራሕመዓልቲሙሉእብሙሉእኸፊሉአብቲፎርምዝተጠቀሰበዝሒኩሉንብረትብናይባዕሉወፃኢከልዕልይግደድእንተዘይኮይኑንጨረታመክበሪዘትሓዞሲፒኦንትካልኣታዊኮይኑእቲዝሰዓሮንብረትዘይወሰደምኮኑነፍልጥ::

9    ዝኾነዓይነትንምጭብርባርዝዕድሙግድፈታትዘይተኣናግድምኮኑነፍልጥ ::
10    ንተወሳኪመብርሂ   0344 40 87 00 ወ/ሮ  ፅጌረዳምርካብይካኣል::

11  እቲትካልዝሐሸመማረፂእንተረኪቡእቲጨረታብሙሉእይኸንብኽፋልናይምስራዝመሰሉሕልዉእዩ   ::

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo