ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ መኮኒ ንዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ሕትመታት ከሕትምን ሕርሻ ገጠርን ልምዓትን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ እንስት መድሓኒት ብዝተመደበልና በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳ መኾኒ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ መኮኒ ንዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ሕትመታት ከሕትምን ሕርሻ ገጠርን ልምዓትን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ እንስት መድሓኒት ብዝተመደበልና በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

1 ስለዚ ዘይምለስ 30 ብር ብምክፋል ሰነ ካብ 5/7/2010 ዓም ክሳብ 20/7/2010 ዓም ዓም ኣብ ከተማ ማይጨዉ ኣብ ጥቃ ቴክኒክ ኮሌጅ ዝርከብ ኮንደሚንየም ግራዉንድ ቁፅሪ ክልተ ከይዲ ስራሕ ሕደጋ ፋይናንስ ምምዳር መፂእኩም ጨረታ ሰነድ ክትወስዱ ንሕብር

2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም

3 ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል

4 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑ ናይ ወርሒ ጥሪ 2010 ዓም ዲክለሬሽን ዘቅርብ

5 ሰዓራይ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቤት ፅሕፈት የቅርብ

6 ተጫራታይ ምስ ሰዓረ እንተዘይተስማዕሚዑ ዘትሓዞ ገንዘብ ኣይምለስን

7 መከበሪ ጨረታ 3000 ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

8 እቲ ጨረታ ዕለት 20/7/2010 ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ዕለት 20/7/2010 ዓም ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ወኪላት ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

9 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስለኪ ቁፅሪ 0347770419 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo