ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ሓዉዜን ዝተፈላለዩ ንብረታት ግዚኡ ንዝሐለፎ ዴስክ ወንበር ስብርባር: ላፕቶፕ : ሰርናይ : ፕሪንተር: ኮምፒተር : ዝተፈላለዩ መፃሕፍትን ካለኦት ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክንሽየጥ ንደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን

1 ናይቲ መወዳደሪ ሰነድ ጨረታ ዝኮነ ንግዲ ፍቃድ ይህልዎ በዘይገድስ ክወዳደር ዝክእል ምካኑ

2 ሰነድ መግዝኢ ጨረታ ዘይምለስ ብር 30 ከፊልም ካብ ዕለት 3/7/2010 ዓም ክሳብ 13/7/2010 ዓም ካብ ወረዳ ሐዉዜን ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከ/ስ/ዕ/ፋ /ንብረት/ ምምሕዳር ብምዉሳድ ዋጋ መሊእኩም ብፖስታ ዝተዓሸጉ ናብ ጨረታ ሳንዱቅ ከእቱ ዝክእል

3 ጨረታ መከበሪ ብጥረ ገንዘብ 3000 ቅርሺ ወይድማ ብባንኪ ዝተመስከረሉ ስፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ ዝክእሉ

4 እዚ ጨረታ ዕለት 13/7/2010 ዓም ሰዓት 8:00 ተዓፅየዩ ሽዑ ንሽዑ 8:30 ኣብ ወረዳ ሓዉዜን ትልምን ፋይናንስን ከ /ስ/ ዕ /ፋ /ንብረት ምምሕዳር በዓል ዋና ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

5 ንተወሳኪ ሐበሬታ ኣብ ሰነድ ጨረታ ይመልከቱ

5 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 46 67 00 78 ወይ 0914183403

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo