ቤት መዘጋጃ ከተማ የጭላ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳርን ኣብ በጀት ዓመት 2010 ናይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ አቁሑት ብግልፂ አጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ

ቤተ መዘጋጃ ከተማ የጭላ
ተቁ ዝርዝር መግለፂ መለክዒ መጠን ነፀላ ዋጋ ጠቅላላ ዋጋ መብርሂ
1 ሰድዩም ላምፕ /GECEM/ ጀስም 250W HOLDER ምስ ኣንቱል ቁፅሪ 60
2 ቦዉሊክ በዓል 16 ኣብ ሐደ መስመር ቁመት 500 ሜትሮ ሜትሮ 500
3 ናይ ባዉዛ /ኣምፑል/ ሐቆፊ ብረት/Arm/ ናይ ዝሐለፈ ዝተሰርሐ ሳንፕል መሰረት ቁፅሪ 60

1 እዚ ሰነድ ዘይምለስ 50 ብር ብምክፋል ከብ ቢሮ ቁፅሪ 6ተ ምዉሳድ ትክእሉ

2 አብዚ እትጫረቱ ቫት ተመዝገብትን ወርሓዊ ዲክለሬሽን እትግብሩ

3 በቲ መስመር ዝተሐደሰ ንግድ ፈቃድ ዘለኩም

4 ቲን ናምበር መቅረባየነት ዘለኩም

5 እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 4/7/2010 ዓም ክሳብ 25/7/2010 ዓም ኣብ አየር ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት ሰዓት 3:00 ዕለት 25/7/2010 ዓም ተዓፅዩ ኣብ ዕለት እሱ ሰዓት 4:00 ይክፈት

6 መከበሪ ጨረታ ብር ስፒኦ 4000 ብር

7 እቲ ጨረታ ብክልተ ፖስታ ተዓሺጉ ኦርጅናልን ኮፕን ተባሂሉ ኣብ ሐደ ዓብይ ፖስታ ተዓኚጉ ይቀርብ

8 እዚ ቤት ፅሕፈት ኣብ ዝወፀ ጨረታ ዝሐሸ አማራፂ እንተረኪቡ 20 ሚእታዊ ናይ ምዉሳክ ወይ ምቅናስ ሓላፍነት ከምዘለዎ

9 ተጫረቲ ኣብ እትጫረትሉ ሽምን ፊርማን ማህተምን ክዓርፎ ከምዘለዎ

10 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልክ ቁፅሪ 0344220008/0914845937

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo