ቢሮ ርክብ ህዝቢ መንግስትን ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮና ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ኣቁሑት ክነወግድ ይደሊ

ቢሮ ርክብ ዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ

1 ማህተም ዝዓረፎ ፖስታ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 27/6/2010 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 10/7/2010 ሰዓት 11:30

3 ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ 2010 ዓም በቲ ዘርፊ ዝወፀ ንግዲ ፍቃድ ዝሐደሱን ኣብ ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ዝተመዝገቡን ቲን ቁፅሪ መረዳእታ ከቅርቡ አለዎም

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 11/7/2010 ዓም ሰዓት 3:00

         

 5 እዚ ፕሮፈርማ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል

6 ነቲ ንብረት ኣብ ናይ ቢሮና ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት እናመፃእኩም ብኣካል ምርኣይ ይከኣል

7መከበሪ ጨረታ ብስፒኦ ወይ ብጥር ገንዘብ ብር 1200 ከትሕዝ ዝክእል

8 ቤት ፅሕፈትና ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

9 ሰዓራይ ንቲ ንብረት ኣብ ዉሽጢ ሰለስተ ናይ ስራሕ መዓልቲታት ካብ ቢሮና ንብረት ክፈሉ ብናይ ባዕሉ ትርንስፖርት ወፃኢ ይገብር

10 ኣደራሻና ፊት ንፊት ኣግኣዚ ባንኪ ጎኒ ዘየርዳኖስ ሆቴል ንዝበለፀ ሐበሬታ 0344409343

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo