ከተማ ልምዓት ከተማ ዓዲ ዳዕሮ ነቲ ከተማ አገልግሎት ዝዉዕሉ ንብረት ናይ ደገ መብራህቲ Automatic fuse 50A gasisa : contact hole በዓል 220 ወይድማ 240 ቫልትን 380 ቫልትን made in india : 80A photo sale type B 221 made in Tokyo or Japan : sodium ኣምፖል made in inda 250 watt blast ናይ sodium faxture gsam lighting 250 watt bfn 250 L ብግልጪ ጨረታ አወዳደሪ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንዱስትሪን ከተማ ዓዲ ዳዕሮ

1 ናይዚ ዘበን ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ዘሐደሰኑ ቅዳሕ አታሓሒዞም ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ሕጋዊ መቅረባይት ዘለዎም ናይዚ ዘበን ዝተሐደሰ ቅዳሕ ከቅረቡ ዝክእል

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝብሉ ቅዳሕ ከቅረቡ ዝክእል

4 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዝተዉሃቦ ናይዚ ዘመን ዘሐደሰን ቅዳሕ ከቅረቡ ዝክእል

5 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ቫት ሪፖርት ናይ ወርሒ ጥሪ 2010 ዓም ቅዳሕ ኣታታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

6 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ 26 ለካቲት 2010 ዓም ክሳብ 17 መጋቢት 2010 ዓም ይከዉን

7 ንዝርዝር ሰነድ ጨረታ 100 ቅርሺ ዘይምልሰ እናከፈልኩም ናብ ከተማ ልምዓት ዓዲ ዳዕሮ ክትወስዱ ከምትክእሉ ንሕብር

8 ሰነድ ጨረታ 11 መጋቢት 2010 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይከፈት ከይተከፈት ዝምለስ ሰነድ አይህልዉን በዘይምርካብም

9 መከሪ ጨረታ ብስፒኦ ወይ ብጥር ገንዝብ ከትሕዝ ዝክእል

10 ንተወሳኪ ሐበሬታ ኣብ ሰነድ ጨረታ ይምልክቱ

11 ከተማ ልምዓት ዓዲ ዳዕሮ ዝሐሸ አማራፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344320317

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo