ቤት ህንፀት መቐለ ካብ መደበኛ በጅት ዝክፈል ናይ ኤሌክትሪክ ንብረት ዝዉዕል ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይድሊ

ማእኸል ቤት ህንፀትመቐለ
  • 1በዚ ስራሕ ዘርፊ ናይ 2010 ዓ/ም ዝተሐደሰ ስራሕ ፍቃድን መቅረባይነትን ኮፒ ከቅርብ ዝክእል
  • 2ቲን መፍለዩ ቁፅሪ ዘለዎ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል ከምኡድማ ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነን ናይ መስከረም 2010 ዓ/ም ድክሌር ዝገበረ ፎቶ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል
  • 3ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ መክበሪ ጨረታ 5000 ብር ብጥረ ገንዘብ ወይ ሕጋዊ ባንኪ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዙ አለዎም
  • 4ተወዳደርቲ ናይ ሐደ ዋጋን ጠቅለላ ዋጋን ምስቫቱ ዋጋ ተመሊኡ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ተጫረቲ ንፁር ኣድራሻ ማህተምን ፌርማን ብምግባር ኣብቲ ናይ ቤት ፅሕፈትና ሰነድ ጨረታ ዋጋመምልኢ ተመሊኡ ብ2ተ ፖስጣ ኦርጅናልን ኮፐን ነንበይኑ ብምዕሻግ ነዚ ጨረታ እዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳፁን ኣብ ወከሰዕፋንምን ቢሮ ቁፅሪ 6 ከእትዉ ይክእሉ ድሕሪ ናይ ጨረታ ሳፁን ምዕፃዉ ዝመፅእ ፖስታ ይኩን ሓሳብ ተቀባልነት የብሉን
  • 5ተጫረቲ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ዝገልፅ ካብ ዕለት 22/6/2010 ዓም ክሳብ 7/7/2010 ዓም ሰዓት 3:30 ዘይምለስ 30 ብር እነከፈሉ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 6ተ ክወስዱ ይክእሉ እቲ ጨረታ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ቅድሚ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረከብሉ ይኹን ኣብዘይተረከብሉ ይክፈት
  • 6እቲ ዝዕደግ ንብረት 20% ክዉስክን ወይ ክቅንስ ይክእለ ኮይኑ ዝክፈሎ ክፍሊት ድማ ልዕሊ 10000 ብር እንተኮይኑ 2% ዊዝ ሆልድ ታክሲ ይከፍል
  • 7መስራቤትና ዘሐሸ መማረፂ እንተኪቡ እቲ ዝርዝር ንብረት ጨረታ ብክፈል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
  • 8ንተወሳኪ ሐበሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0344411454 ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo