ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ኣርኣያ ካሕሱ ን 2010 ዓም አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ካብ ሕጋዉያን መቕረብቲ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ኣርኣያ ካሕሱ

/ምድብ / 1 ፅሕፈት መሳርሒን : ናይ ኤሌክትሮኒክስ መቀያየሪ ኣቁሑት
2 /ምድብ / 2 ናይ ስፖርት ዕጥቂ

/ምድብ / 3 መለዋወጢ ኣቅሑት ትዩታ መኪና

/ምድብ / 4 ናይ ሕክምና ናዉቲ ንመድሓኒትን

1 ናይ 2009 ግበሪ ዝኸፈሉን ናይ 2010 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን ኦርጅናል ምስ ፎቶ ኮፒ ዘቕርቡ

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ TIN ዘለዎምን VAT ተመዝገብቲ ዝኮኑን ወሓር ዲክሌሬሽን ክሳብ ናይ ታሕሳስ 2010 ዓ/ም ሪፖርት ዝገበርሉ ማስረጃ ዘቅርብ ናይ መቅረባይነት ሰርቲፊኬት ዘለዎም

3 መክበሪ ጨረታ ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO 3000 /ሽሕ ብር /ከትሕዙ ዝኽእሉ

4 ተጫረቲ ንጨረታ ዝቀረቡ ኣቅሑት ብ 4 ምድባት ተቀሚጦም አለዉ

5 ተጫረቲ ንዝሰዓርዎም ንብረታት ንምድብ ሐደን ክልተን ብናይ ባዕልና መጓዓዝያ ናብ ኮሌጅና የረክብ ንምድብ ሰለስትን ኣርባዕተን ድማ ብናይ ባዕልና መጎዓዝያ ኣብ መቀለ ነረክብ

6 እቲ ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ዋጋ መሊኦም ኦርጅናል ምስ ፎቶ ኮፒ ዶክመንት ዘቕርቡ

7 ናይ ጨረታ ሰነድ ንምድብ ሐደን ክልተን ካብ ዕለት 21/6/2010 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 6/7/2010 ሰዓት 4:00 ካብ ኮሌጅ ጥዕና አርኣያ ካሕሱ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምሕደዳር ንብረትን ዘይመለስ 30 ብር እናኸፈልኩም ክወስዱ ይኽእሉ ንምድብ ሰለስተን ኣርባዕተን ድማ ካብ ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ስልጠናን ሳልሳይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 33 ዘይመለስ 30 ብር እናኸፈልኩም ክወስዱ ይኽእሉ

8 ንምድብ ሐደን ክልተን 6/7/2010 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ሰዓት ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 4:30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዉያን ወኪላቶም ኣብዝተረከብሉ ይኽፈት

9 ንምድብ ሰለስትን አርባዕተን 10/7/2010 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ሰዓት ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 4:30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዉያን ወኪላቶም ኣብዝተረከብሉ ይኽፈት

10 ሰነድ ጨረታ ተነፂሩ ንዝወሃብ መምርሒ ተጫረቲ ሙሉእ ብሙሉእ ተግበራዊ ክገብሩ ዝኽእሉ

11 አብቲ ጨረታ ሰነድ ክሳብ 20 % ምዉሳክን ምቅናስ ከም ዝህሉ ዝተረደአ

12 ምክፋት ጨረታ ሕጋዊ ነጋዶ ወይ ወኪላቶም ብዘይምቅራቦም ናይ ጨረታ ምክፋት ዘይተኣጓጎል ምካኑ

13 ኮሌጅና ዘሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ ኮይኑ ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0347752538 ወይም 0914743683 / 0914189509 ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo