ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጎዓዝያን ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2010 በጀት ዓመት አብ ከተማ አዲግራት ዝርከብ ቀበሌ 02 ሎት ማይሊሓም ሐደ ህንፃ ከተማ ሕርሻ ዝዉዕል ሸድ ክላስተር ንምስራሕ ብደረጃ 8 ን BC/GC ደቀቅቲ ብርኪ ዳኣንት ትካላት ተኮናተርቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጋዕዝያን ከተማ ዓዲግራት

1 ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ናይ ስራሕ ተኮናተርቲ ዝተዉሃበ ምዝጋባ ካርድን ፍቃድን ንግድን ስራሕን ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ተወሳኬ እሴት ታክስ ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ናይ ቫት ዴክሌሬሽን ናይ መለለይ ከፋላይነት ግብሪ ምዝገባ መረዳእታ ዘለዎም ካልኦት ተወሰክቲ ሮቆሒታት ድማ ኣብቲ ሰነድ ጨረታ ከረክቡ አለዎም

2 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 12/7/ 2010 ዓም ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ምዉሳስ ይክእሉ

3 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344451013  

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo