ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማህበር ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ናይ ማይ መፃረይ ሓሸዋ አጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ

ፋብሪካ መሰቦ ስሚንቶ

1 በቲ ዘፈር ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘይምለስ ኮፒ ምስ ናይ ጨረታ ሰነድ ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ ጨረታ መክበሪ ዉሕስና ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ካብ ጠቅላላ ዋጋ ክልተ ሚእታዊ ብመልክዕ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

3 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

4 ተጫረቲ ናይ ዋጋ መቅረቢ ሰነድ ብሽምዒ ዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ 18/7/2010 ዓም ሰዓት 8:00 ከቅርቡ ይክእሉ

5 እቲ ጨረታ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ 18/7/2010 ዓም ሰዓት 9:00

6 እቲ ፋብሪካ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

0344405806 /0342410085

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo