ቃላሚኖ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዝተፈላለዩ ዘገልግሉ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ቃላሚኖ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ

1 ናይ 2009 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን ከቅርብ ዝክእል

2 ቲን ናምብር ምስ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ገይሮም ከትሕዙ አለዎም

4 ቫት ወይ ቲኦቲ ተመዝገብቲ ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ናይ ጥር ወርሒ 2010 ዓም ዲክለራስዩን ከቅርብ ዝክእል

5 ናይቲ ጨረታ መከበሪ ቢድ ቦንድ 2500 ይከዉን
6 እዚ ጨረታ ስዒርካ ምስ ተብሃለ ኣብ ዉሽጢ 3ተ ማዕልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ እቲ ንብረት ክወስድ ዝክእል

7 እዚ ጨረታ ክመልእዎ ከለዉ ምስ ቫቱ ብዛይ ቫት ምካኑ ይሓብሩ

8 ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ምስ ሙሉእ ናይ ትካሎም ማህተምን ሽምን ይጠቀሙ

9 እቲ ጨረታ ቤት ትምህርቲ 20 ሚእታዊ ናይቲ ንብረት ምቅናስን ምዉሳክን ይክእል እዩ

10 ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ብር 50 ብምክፋል ኣብ ፉሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቢሮ ቁፅሪ 25 እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ትክእሉ

11 ቤት ትምህርትና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ መስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

12 እዚ ጨረታ ዕለት 29/6/2010 ሰዓት 4:00 ታዓፅዩ ሰዓት 4:30 ኣብ ኣዳራሽ ቃላሚኖ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኩሎም ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይክፈት

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914003441 /0914035641

ንብረት ብኣካል ናብ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ መፂእኩም ምርኣይ ከምትክእሉ ነተሓሳስብ 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo