ማእከል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ካብዚ ንታሐቲ ዝተጠቀሰ ንብረት ክልተ ናይ ትራክተር ጎማ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቃላሚኖ ኢንቨስትመንት ማእከል

1 ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ

2 ናይ ግብሪ መክፈሊ መለለይ ቁፅሪ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3 ዘይንበብ ፎቶ ኮፒ ስርዝ ድልዝ ዘለዎ መረዳእታ ፈፂሙ ተቀባልነት የብሉን

4 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ 20/6/2010 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 4/7/2010 ዓም ይከዉን

5 ጨረታ ዕለት 4/7/2010 ሰዓት 11:00 ተዓፅዩ ዕለት 5/7/2010 ዓም 3:00 ንጉሆ ተወዳደርቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወክቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

6 ተወዳደርቲ ጨረታ መከበሪ ስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዝብ 4500 ብር ከትሕዙ ይግባእ

7 ማእከል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ዝሐሸ አማራፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

8 ጨረታ ተከፊቱ ሰዓራይ ምስተፈለጠ እቲ ዝድለ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ብንብረት መረጋገፅቲ ኮሜቴ ምስተረጋገፀ ኣታዊ ክግበር ይግባእ

9 ካብ ዕለት 20/6/2010 ዓም ጀሚሩ ናብ ማእከል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ቢሮ ቁፅሪ 3 ሰነድ ጨረታ ብር 30 እናከፈልኩም ምዉሳድ ይከኣል

10 ተወዳደርቲ ሰዓራይ ካብ ዝተገለፀ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ንብረት ኣታዊ እንተዘይ ጌሩ ዘትሓዞ መከበሪ ጨረታ ስፒኦ ወይ ጥረ ገንዘብ ናብ ትካልና ካዝና ኣታዊ ይከዉን

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0348990423

መብርሂ : ናይ ትራክተር ጎማ 14.9-30R-1 ቁፅሪ ጎማ 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo