ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ማይ ፀብሪ መሳርሕታት ፅሕፈት :መሳርሕታት ህንፃ :አቁሑት ኤለክትሪክ አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ዕጥቂ ስፖርት ሰፔር ፓርት ባህርዛፍን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ማይ ፀብሪ

በዚ መሰረት ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም

ናይ 2010 ዓም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ መቅረባይነትን መለለዩ ቁፅሪ ከፋልነት ግብሪ ተወሳኪ እሴት ታክስ ናይ ወርሒ ታሕሳስ ወይ ጥሪ ወይ 2010 ዓም ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ

ሰነድ ጨረታ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉዳድ ይከኣል መትሐዚ ጨረታ ንነፍስወከፍ ማለትዉን ንመሳርሒ ፅሕፈት 3000 ቅርሺ

ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ 19/ 06 /2010 ዓም ክሳብ 11/ 07 /2010 ዓም

ጨረታ 11 /07/ 2010 ዓም ሰዓት 3:30 ይዕፆ በቲ ዕለት ድማ ሰዓት 3:45 ኣብ ሽረ ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ ይክፈት ይክፈት ንተወሳኪ ሓበሬታ ሰነድ ጨረታ ይመልከቱ 0348903180 /0914780841 /0914148853

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo