ማእከል ቤት ፍርዲ ዞባ ሰሜን ምዕራብ መሳርሒ ፅሕፈት :አቁሑት ፅሬትን :አቁሑ መለዋወጢ መኪናን: ፈርኒቸርን :ኤለክትሮኒክስን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማእከል ቤት ፍርዲ ዞባ ሰሜን ምዕራብ

ክማልኡ ዝግብኦም

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ናይዚ ዘበን ግብሪ ከፊሎም ፍቃዶም ዘሐደሱ

2 መረዳእታ መቅረባይነት

3 መለለዩ ቁፅሪ ግብሪ ከፈላይነት 4 ተወሳኪ እሴት ታክስ

4 ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 30 ለካቲት 2010 ዓም ኮይኑ ጨረታ ሰዓት 4:00 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ይክፈት መከበሪ ጨረታ ንፈርኒቸር 5000 ቅርሺ ንመሳርሒ ፅሕፈት 3000 ቅርሺ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብከፊል ናይ ምስራዝ መስል አለና ንዝበለፀ ሓበሬታ 0344442541

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo