ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ አላጀ ንወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ኮምፒተር ተዛምድቲ : ኣቅሑት ናዉቲ ቢሮ :ኣቅሑት ዉፅኢት ሓፂነ መፂን :መሳርሒ ህንፃን ዝተፈላለዩ ዝራእትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክግዝእን ከስርሕን ይደሊ

ቤት ፅሕፈተ ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ

1 ካብ ዕለት 13/6/2010 ዓም ክሳብ ዕለት 28/6/2010 12 ዓም ኣብ ዘሎ እዋን ዘይመለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ብምዉሳድ ንክትጫረቱ ይዕድም

2 ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ መረደእታ ከቅርብ ዝክእል

3 መለለይ ቁፅሪ ግብሪ ከፋላይ ከቅርብ ዝክእል

4 ኣብ ተወሳኬ እሴት ታክስ ዝተመዝገበ ዝኮነን ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2010 ዓም መረዳእታ ከቅርበ ዝክእል

5 ናይ መቅረባይነት ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ መረዳእታ ከቅርበ ዝክእል

6 መከበሪ ጨረታ ንሕድሕድ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይድማ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

7 ኣብ ዝተገበረ ጨረታ ናይ በዝሒ 20% ምዉሳክ ወይ ምቅናስ ከም ዝከኣል ምፍላጥ የድሊ

8 ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ እዋን ንናዉቲ ቢሮ ዕለት 28/6/2010 ዓም ሰዓት 4:00 ቅደሚ ቀትሪ ተዓፀዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 ይክፈት

9 ሓፂን መፂን ዕለት 28/6/2010 ዓም ሰዓት 5:00 ተዓፀዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 5:30 ይክፈት

10 ኣቅሑት ኮፒተር ተዛምድትን ዕለት 28/6/2010 ዓም ሰዓት 8:00 ቅደሚ ቀትሪ ተዓፀዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 8:30 ይክፈት

11 ንመሳርሒ ህንፃ ዕለት 29/6/2010 ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 ይክፈት

12 ናይ ዝተፈላለዩ ዘርእታት ድማ ዕለት 29/6/2010 ዓም ሰዓት 8:00 ቅደሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

13 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብከፊል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344210089 ወይ 0344210276

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo