ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ካብ መደበኛ በጀት ን2010 ዓም በጀት ዓመት ካብ ዝተመደበልና በጀት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ስራሕቲ :ናይ ምስልን ድምፅን :ናይ ኮምፒተር ተዛመድን ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይደሊ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ
  • 1ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ኮይኖም ናይ 2010 ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቓዶ መረዳአታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
  • 2መለለይ ቁፅሪ ቲን/TIN/ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
  • 3ተወሳኺ እሴት ታክሲ /VAT/ ዝተመዝገቡን መረደእታ ከቕርቡ ዝኽእሉን::
  • 4ኣብ ዝርዝር መቅረባይነት ዝተመዝገቡ ዝተሐደሰ መታወቂያ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
  • 5ወርሓዊ ዲክላሬስን ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2010 ዓ/ም ከቕርቡ ዝክእሉን::
  • 6ተጫረቲ ዘይምለስ ብር 30 ብምክፍል ሰነድ ጨረታ ካብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ዕደጋ ክፍሊ ምዉሳድ ይክእሉ
  • 7ተጫራታይ ቤት ፅሕፈትና ካብ ዘወፀኦ ዝርዝር ወፃኢ ምቕራብ ኣይከአልን
  • 8 ተጫረቲ ኣብ ዋጋ መወዳደሪ ዝቀረበሎም ሰንጠረዥ ሽምን ክታም ኣድራሻን ማህተምን ብዘይ ምንም ስርዝ ድልዝ ከስፍሩ አለዎም::
  • 9 ጨረታ ዝወፀሉ /ዝቃለሐሉ/ ዕለት 14/06/2010ዓ/ም ሰዓት 2:30 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 29/06/2010 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ዝኽፈተሉ ዕለት 29/06/2010 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ይከዉን
  • 10ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ነቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
  • 11ኣድራሻና ጥቃ ቐዳማይ ብርኪ ሃፅይ ዩዋሃንስ ቤት ትምህርቲ ብኣካል ብምቅራብ ክወስዱ ይክእሉ

ንተወሳኺ ሐበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344402420 ብምድዋል ምሕታት ይኽእሉ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo