ንዞባ ደቡብ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ግልጋሎት ዝዉዕል ቐወምቲ ንብረት ፈርኒቸር ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዞባ ደቡብ ማእከላይ ቤት ፍርዲ

1 ብዘርፉ ንግዲ ፍቃድ ዝተሐደሰ ንግድ ፍቃድን ናይ መቅረባይነት ዘለኩም ቫት ዝተመዝገብሉ ሰርተፊኬት ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2010 ዓም ዲክለሬሽን ከቅርብ ዝክእል

2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ቲን ተመዝጋቢ ምካኑ መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

3 ናይቶም ንብረት ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ዋጋ ዘይምለስ 20 ብር ብምክፋል ካብ ዕለት 13/6/2010 ጀሚሩ ካብ ዕደጋ ፋይናንስ ንብረትን ብምዉሳድ ናይ ጨረታ ሰነ ኣብ ፖስታ ብምእሻግ ናይ ተጫረቲ ሽምን ፊርማን ማህተምን ብምቅራብ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክፍሊ ቁፅሪ 12 ምእታዉ ይከኣል

4 ጨረታ ዕለት 28/6/2010 ዓም ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9:30 ተጫረቲ ወይም ህጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ አብ ቤት ፅሕፈት ዞባ ደቡብ መክእላይ ቤት ፍርዲ ማይጨዉ ይክፈት

5 ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ተጫረቲ መክብሪ ጨረታ ብር 3000 ብገንዘብ ወይ ብስፒኦ ዝተረጋገፀ ከትሕዝ ዝክእል

6 ተጫረቲ ናይ ዝሰዓርዎ ንብረት ጠቅላላ ዋጋ ብር 10% መክበሪ ዉዕሊ ብስፒኦ ብገንዝብ ከቅርብ ብዝክል

7 ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ሙሉእ ብሙሉእ ክሳብ እቲ ዝተስማዕምዕሉ ዕለት እንተዘይኣቅሪቦም ንመክብሪ ዉዕሊ ዘትሐዝዎ ገንዘብ ብቅፅዓት ናብ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ይከዉን

8 ጨረታ ሰዓራይ መቅረቢ እቲ ንብረት ሰርሑ ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ጀምሩ ብዉዕሊ መሰረት ኣታዊ ይገብር ዘሸነፍዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም ወፃኢ ናብ ቤት ዕዩና አታዊ ይገብሩ

9 ካብቲ ዝተቐመጠ ስፔስፊኬሽን ወፃኢ ካሊእ ኣማራፂ ተባሃሊ ከቅምጥን ኣብቲ ስፔስፊኬሽን ዘይተነፀረ ንበረት ምቅማጥን ኣይፍቀድን ዉድቂ ይከዉን

10 በቲ ዝወፀ ስፔስፊኬሽን መሰረት ፅሬቶም ዝሐለወ ምካኖም ሰሪሑ ከረክብ ዝክእል

11 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ አማራፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

12 እቲ ቤት ፅሕፈት 20% ናይ ምዉሳክን ምቅናስን መሰል አለዎ

ንዝበለፀ ሐበሬታ 0347770221 ይደዉሉ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo