ቤት መዘጋጃ ሽረ እንዳስላሴ ንዝተፈላለዩ ከይዲ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናዊቲ ኤሌክትሪኒክስ: ብስክሌትን መለዋወጢ ኣቅሑት ብስክሌትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት መዘጋጃ ሸረ

1 ናይ 2010 ዓም ፍቃድ ንግዱ ዘሐደሰ መረዳእታ መቅረባይነት ዘለዎን

 2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዝሐዘን

3 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ናይ ወርሒ ታሕሳስ ወይ ጥሪ 2010 ዓም ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ዘይምለስ ቅዳሕን ግልፅን ተነባብን ገይሩ ከቅርብ ዝክእል

4 ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ምግባርካብ ኦርጅናል ወይድማ ዋና ንበረት ወፃኢ ናይ ምቅራብ ካብ ዝተቀመጡ ዝርዝር ረቆሒታት ወፃኢ ክተቅርብ ምፍታን ኣብዘይ ዘፈር ንግድካ ምዉድዳርን ካልኦትን ሕጊ ጨረታ ዘዛብዕ ስራሕቲ ሀዘይፍቀድ ምካኑ ክንሕብር ንፈቱ

5 ትካልና ብዝመረፆን ብዝአመነሉን ሳምፕል መሰረት ዘቅርብ

6 ሰነድ ጨረታ 50 ቅርሺ ብምክፋልካብ ቤት መዘጋጃ ሽረ እንዳስለሴ ምዉሳድ ይከኣል

7 ንዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያን መፅዓንን መራገፍን ናብ ንብረት ክፍሊ ሽረ እንዳስላሴ ዘቅርብ

8 መከበሪ ዉዕሊ 10 ሚእታዊ ዘትሕዝ

9 መከበሪ ጨረታ ንናዉቲ ኤሌክትሮነክስ 15000 ቅርሺ ንብስክሌትን መለዋወጢ ኣቅሑት ብስክሊትን 4000 ቅርሺ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዝብ ከትሕዝ ዝክእል

10 ጨረታ 22/6/2010 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ ቤት መዘጋጃ ሽረ እንዳሰላሴ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ንብ/ ምም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

11 ኮይኑ ግና ተጫረቲ ወይ ሕጋዊያን ወከልቶም ብዘይምህላዉ እቲ ጨረታ ካብ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን

12 ቤት መዘጋጃ ሽረ እንዳስላሴ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፍል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ 0342447659

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo