ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ቐደማይ ንኣብያተ ፅሕፈት እቲ ክፍለ ከተማ ን2010 ዓም በጀት ዓመት ዘገልግሉ ዝዉዕል ናይ ግሪነሪ ስራሕቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ክፍለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ቤት ትልምን ፋይናንስን

ጨረታ መፍለየ ቁፅሪ 018 ኤሌክትሪክ ናይ ግሪነሪ ስራሕቲ ናይ ሲፒዩ ዋጋ 3000 ብር

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን አብ መቅረብቲ ዝተመዝገበሉ መረጋገፂ ዘቅርብን ንናይ መወዳእታ ወርሓዊ ሪፖርት ብትካሎም ዝወፀ አካዉንት ቁፅሪ ዘቅርቡን

2 ዝተዓሸገ ፖስታ ገይሮም 1 ኦርጅናል ደኩመንት 1ተ ፎቶ ኮፒን ከቅርብ ዝኽእሉን ናይ ትካሎም ማህተም ዝዓረፎም ፖስታ ዘቕርቡ

3 ሰነድ ጨረታ መዐደጊ ብር 50 ብር (ሃምሳ ቅርሺ)

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 06/06/2010 ዓ/ም ክሰብ 27/06/2010 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ጨረታ ዝኽፈተሉ ድማ በቲ ዕለት 27/06/2010 ዓም ሰዓት 9:00 ይኽፈት እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ዝከአል ምኻኑ

5 ቤት ፅሕፈት ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ 6 ሰነድ ጨረታ ኣብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ኬዝ ቲም አብ ስራሕ ሰዓት እንዳመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ ምኻንኩም ንሕብር

7 ኣድራሻና ኣብ ክፍለ ከተማ ቐደማይ ወያነ ቤት ፅ/ት ትልምንከባቢ ጁብሩክ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 14 እዩ ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342405123 /0914133417 ደዉልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo