ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ጧንቋ ኣበርገለ ን2010 ንኣብያተ ፅሕፈት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ኣወዳዲሩ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ጣንቋ አበርገለ

1 በቲ ዘፈር ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ፣ ቲን ናምበር ፣ናይ መቅረባየነት ወረቀት፣ ተወሳኪ ስቴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ፣ ወርሓዊ ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳእታ ቅዳሕ ክተቅርቡ እትክእሉ ፣

2 ንሕድሕድ መረዳእታ ዋናን ቅዳሕን ብክልተ ዝተፈላለዩ ፖስታ ተዓሺጉ ክተቅርቡ እትክእሉ ፣ ንአቁሑት ቤት ዕዮ ቫት ዝትመዝገቡን ዘይተመዝገቡን ክወዳደሩ ይክእሉ

3 ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ካብ ዝተቀለሐሉ 7 ለካቲቲ 2010 ዓ ∙ም ጀሚሩ ንተከታተሊ 15 መዓልቲ ዝፀንሕ ኮይኑ ንነፍስወከፍ ሰነድ ዋጋ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብቲ ቤት ፅሕፈት ክፍሊ ቁፅሪ 8 ክትወስዱ ትክእሉ።

4 እቲ ጨረታ 22 ለካቲት 2010 ዓ.ም ሰዓት 3፡ 30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4 :00 ተጫረቲ ወይንድማÂ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ጧንቋ ኣበርገለ ክፍሊ ቁፅሪ 8 ዝክፈት እንትከዉን 5 ሰዓርቲ ሰዓራየነቶም ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ

5 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስሩ ይግባእ።

6 ጨረታ ንምስታፍ ንዝኮነ ነጋዳይ ክፍቲ ኮይኑ ጨረታ ብቀንቀ ትግርኛ መሊኡ ክቀርብ አለዎ::ነዚ መተግብሪ ዝወፀ መምርሕን ብዝእዝዞ መሰረት ዝፍፀም ኮይኑ ኣብዚ ዝሰፈረ ምስ አዋጅ መምርሕን ዝጋነፍ ቃል ከም መምርሒ ኮይኑ አየገልግልን

7 መክበሪ ጨረታ ንዝምልከት ንነፍስወከፍ ዋጋ ማለት እዉን ንመሳርሒ ፅሕፈት 3000 ቅርሺ፣ ን አቁሑት ቤት ዕዮ 3000 ቅርሺ ከትሕዙ ዝክእሉ

እቲ ቤት ፅሕፈትነና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ። ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344220126 ወይ 0344220069 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo