ሆስፒታል መቐለ ንሕሙማት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሰብ መድሓኒት :ሕክምና አቁሑት: ላብራቶሪ ሪኤጀንት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ደደሊ

ሆስፒታል መቐለ

1. ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ቲን ቁፅሪ መረጋገፂ ዘቅርብ "ኣብሐዱሽ መቅረብቲ ዝርዝር ተመዝጋቢ ምካኑ መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ኸቅርቡ ዝክእሉ::

2. መከበሪ ጨረታ ብር 10,000 /ዓሰርተ ሽሕ ብር/ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

3. ዝሰዓረ ተጫረቲ ንዘቅርቦ ናይ ሰብ መድሓኒት ሪኤጀንትን አብ ሆስፒታል ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ከምፅእ ዝክእል

4. ተጫረቲ ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ዝሐዘ ሰነድን ኣብ መዕሸጊ ፖስታን ሽሞም ፊርማን ናይ ትካሎም ማህተምን ከዕርፉ ይግብእ

5. ንመክበሪ ዉሕስና ጨረታ ዝቐርብ ስፒኦ ኣብ ዉሽጢ ፖስታ ተዓሺጉ ከቅርብ ይግብእ

6. ዋጋ ጨረታ ሰነድ ብር 50 እዩ

7. ተጫረቲ እዚ ጨረታ ካብ ዝተቃለሐሉ እዋን ካብ ዕለት 06/06/2010 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 20/06/2010 ዓ/ም ሰነድ ጨረታ ካብ ደ/ከ/ስ/ዕ/ን/ፋይናንስ ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 62 እንዳገዛእኩም ምዉሳድ ትክእሉ

8. Â ሰነድ ጨረታ ዝምላእ አብናይ ትካልና ዘዳለዎ ክከዉን አለዎ ካብዚ ወፃኢ ተቐባልነት የብሉን

9. እዚ ጨረታ ዕለት 20/06/2010 ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 9:00 ሰብ ዋና ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብዘለዉሉ ይከፈት

10. ቤት ዕዩና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ ተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 03444020046 ምሕታት ይካኣል::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo